Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ጉዕዞ ምዕባለ ቴክኖሎጂ – ዲጂታል ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፡ 17 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ እንነብረሉ ዘበን ዓለምና ኣብ ቅልጡፍ ዕብየት ኢኮኖሚን ልዑል ስግግር ቴክኖሎጂን ትርከብ። ኣብዚ ጉዕዞ ዕብየት ሉኣላውነትን ኩለመዳይ ምዕባለን ሃገራት ዝረጋገፀሉ ዋና መሳርሒ ድማ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ምዃኑ ብሰፊሑ ይእመን። ኢትዮጵያ ነዚ ሓቂ…

ናይ ለውጢ ንፋስን ጉዕዞ ናፅነት ህዝቢ ትግራይን

ህዝቢ ክልል ትግራይ መትሐጃ ፖለቲካ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኮይንና ኣይንተርፍን ይብል ኣሎ። እቲ ህዝቢ ነዊሕ ታሪኽ፣ ጥንኩ ባህሊን ንሓድነት ኢትዮጵያ ልዑል መስዋእትነት ዝኸፈለን ኩሩዕ ህዝቢ እዩ። ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንልዕሊ 50 ዓመት፣ ናብ ጫካ ካብ ዝኣቱ እዋን ጀሚሩ ብሽም ህዝቢ…

ውርይቲ ድምፃዊት ኣልማዝ ተፈራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውርይቲ ድምፃዊት ሳጅን ኣልማዝ ተፈራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ፡፡ ድምፃዊት ኣልማዝ ተፈራ ብዝሓደራ ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበረት ድሕሚ ምፅናሕ እያ 16 ሓምለ 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ፡፡ ድምፃዊት ኣልማዝ ኣብ ነገሌ ቦረና…

እቲ ሃገራዊ ዘተ ከም ሃገር ዘይተፈተንናዮን ዘይተጓዓዝናሉን ሓዱሽ መገዲ እዩ – ተወከልቲ ፓርትታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣብቲ ሃገራዊ ዘተ እናተሳተፉ ዝርከቡ ተወከልቲ ፓርትታት ፖለቲካ እቲ ሃገራዊ ዘተ ቅድሚ ሕዚ ከም ሃገር ዘይተፈተንናዮን ዘይተጓዓዝናሉን ሓዱሽ መገዲ እዩ ኢሎም። እቶም ተወከልቲ ፓርትታት ከምዝበሉዎ፤ ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዘመናት እትፍለጠሉን መግለፂኣ…

ስርዓት ጥዕና ኣፍሪካ ብናይ ባዕልና ዓቕሚ ፋይናንስ ኣብ እንሃንፀሉ ታሪኻዊ እዋን ንርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ስርዓት ጥዕና ኣፍሪካ ብናይ ባዕልና ዓቕሚ ፋይናንስ ኣብ እንሃንፀሉ ታሪኻዊ እዋን ንርከብ ኢሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ ኣብ ጋና ከተማ ኣክራ ኣብ…

ፓርቲ ብልፅግና ናብራ ህዝቢ ንምምሕያሽ ዝጀመሮም ጭቡታት ለውጥታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ እዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ብዝተዋደደ ስራሕ መንግስቲን ፓርቲን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምስፋሕ፣ ዕዳጋ ንምርግጋእን ምኽባር ናብራ ንምካይን ዝጀመሮም ጭቡጣት ስራሕቲ ብዝበለፀ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ እዮም ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና…

ዘይፍትሓዊ ስምምዓት ክፍፍል ሃፍቲ ማይ ንምቕፃል ዝዓለመ ፕሮፓጋንዳ ግብፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ነዚ ዞባ ሓዱሽ ምዕራፍ ልምዓት ሓይሊን ምትሕብባርን ከፊቱ ኣሎ። ይኹን እምበር መራኸብቲ ሓፋሽን መንግስታዊ ኣካላትን ግብፂ ነዚ ጉዳይ ከም ሕፅረት ማይ ብምቕራብ ፖለቲካዊ ፀቕጢ ንምፍጣር ይጥቀሙሉ ኣለዉ። ምህናፅ እቲ…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ንምንባር ዘየሕእል ስርዓት ኣልቦነት ፈጢሩ ኣሎ – ኣቶ ሃፍቱ ኪሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 15፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ስምረት ኣቶ ሃፍቱ ኪሮስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ንምንባር ዘየሕእል ስርዓት ኣልቦነት ፈጢሩ ኣሎ ኢሎም። ኣቶ ሃፍቱ ከም ዝበሉዎ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንመናእሰይ እቲ ክልል…

ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ንምስፋሕን ተበፃሕነቱ ንምጥንኻርን ስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)መፍረያይነት ዓውዲ ሕርሻ በዝበለፀ ንምዕባይ ሓደሽቲ ቴክኖሎጂታት ሕርሻ ናይ ናይ ምትግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚት ስራሕ ኤክስቴንሽን ሕርሻ የኔነሽ ኤጉ ከም ዝበለኦ፤ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ…

ስትራቴጂካዊ ሽርክና ኢኮኖሚ ሃገራት ኣፍሪካን ባሕረ ሰላጤን ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ስትራቴጂካዊ ሽርክና ኢኮኖሚ ሃገራት ኣፍሪካን ባሕረ ሰላጤን ንምጥንኻር ብቖራፅነት እናሰርሐት ትርከብ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ሃገራት ኣፍሪካን ባሕረ ሰላጤን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ዝዓለመ መድረኽ ኣብ…