ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቱ ዙረት ኣሞራታት Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ብኢኮኖሚ፣ ሰላምን ድሕንነትን፣ ፖለቲካን ማሕበራዊን ዓንዲን መራሒትን ሃገር ኢያ፡፡ ኢትዮጵያ ማእኸል ፅንፀ ሓሳብ ናፅነትን ሓድድነትን ፓን ኣፍሪካኒዝም፣ ዲፕሎማሲያዊት መዲና እታ ኣህጉር ከምኡ እውን ምልክት ኩርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ አርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፈጠራ ቴክኖሎጂ ዘጎልብት ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፊት ክፍሊ ትምህርቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሶፊያ ኣሺፓላ ኢትዮጵያ ዝሓሰበቶ ዩኒቨርሲቲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ/ሰብ ስራሕ ምስትውዓል/ ምጥያሽ እታ ሃገር ማእኸል ቴክኖሎጂን ፈጠራን ኣፍሪካ ዝገብረር ታሪኻዊ ስጉምቲ ኢዩ ኢለን። ኢትዮጵያ ዘበኑ ዝጠልቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ሰላም ምኽላእ ይኹን ሕጋዊን ስትራቴጂካዊን በሪ ባሕሪ ምኽላእ ኣይከኣልን Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ውዳበ ፀፅታ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓታት እታ ሃገር ንምኽባር ዘተኣማምን ዓቕሚ ፈጢሩ ኢዩ፡፡ ምስ ህዝባዊ ሓድነትን ዲፕሎማሲያዊ ቆራፅነትን ተደሚሩ እቲ ኣወዳድባ ሉኣላዊነት፣ ህልውና ኢኮኖሚን ሙሉእ ብሄራዊ ረብሓታትን ኢትዮጵያ ዘረጋግፅ ሓይሊ ኮይኑ ተሃኒፁ ኢዩ። ሰራዊት ምክልካልን ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሽመት ዳያኑ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ትማሊ ጀሚሩ ንክልተ መዓልቲት እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 5ይ ዓመት 6ይ ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሽመት ዳያኑ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኦሮሚያ ገዛሊ ኣባሲመል ተሸወምቲ ዳያኑ ናብቲ ጨፌ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ዘተ ኣብ ዝተመደቡሉ ኣጀንዳ ምዝታይ ጀሚሮም – ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ዝተመደቡሉ ኣጀንዳ ሎሚ መዓልቲ ምዝታይ ጀሚሮም ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር መሓሙድ ድሪር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር እዋኑ ንዝጠልቦ ሜላ ኣነባብራ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር እትህነፅ ብዝሐሸ ኩነታት ምሕሳብ፣ ምፍቕልጣፍን ምፍጣርን ዝኽእሉ ዜጋታ እንትህልዉዋ ምዃኑ ይእመን፡፡ ልምዓት ኮሪደር ንፅባቐ ከባቢ ንምፍጣር ጥራሕ ተሓሲቡ ዝስራሕ ዝመስሎ እንተሃሊዩ እዚ ፍፁም ስሕተት ኢዩ፡፡ እቲ ልምዓት ዝወቀበን ንፁህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ብዝተፈላለዩ ተበግሶታት ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊቡ- ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተፈላለዩ ተበግሶታት ብምንዳፍን ናብ ተግባር ብምቕያርን ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊቡ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ። ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣመራርሓ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…
ስፓርት መንበረ ንግስና ካብ ሜሲ ዝተረከበ ያማል! Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሰማይ ኒውዮርክ ሓዱሽ ንጉስ ኩዕሾ እግሪ መንበረ ስልጣን ከምዝተረከበ ንዓለም ተኣዊጁ ኣሎ። ናይ መወዳእታ ዳንሲ ሊዮኔል ሜሲን ንምዕዛብ ኣብ ቅድሚ ዝተኣከበ ህዝቢ ዓለም ብሰገናት ዝተመልአት ሃገራዊት ጋንታ ስፔን እቲ ናይ ክብሪ ዘውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዕንክሊል ኲናት ክወፅእ ዘይኽእል ዘይሕዊ ጉጅለ ህወሓት Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ ጎንፂን ዕንወትን ወፂኡ ሰላም፣ ልምዓትን ሓድነትን ኣጥቢቑ እናደለየ ኣብ ዝርከበሉ እዋን፣ ህዝቢ ትግራይን መናእሰይን እውን ኣድላይነት ሰላም ብግብሪ እናረጋገፁ ይርከቡ። ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት መገዲ ሰላም ብምዕፃውን ፃምእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝቢ ትግራይ መትሐጃ ረብሓኡ ዝገበረ ዘይሕጋዊ ጉጅለ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2026 0 ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝተረኸበ ሰላም ኣብ ክንዲ ምፅናዕን ንህዝቢ ተጠቃሚ ምግባርን፣ ዳግም ጦር እናወጣወጠ ይርከብ። መንግስቲ ፌዴራል ብተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም የቕርብ እምበር፣ እቲ ጉጅለ ንህዝቢ ትግራይ መትሐጃን ዕጉትን ብምግባር ኣብቲ ክልል ሓይሊታት ወፃኢ…