ካብ ሓበራዊ ክፍፍል ኣታዊ 71 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ንክልላት ተመሓላሊፉ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ካብ ክፍፍል ሓበራዊ ኣታዊታት 71 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ንክልላት ተመሓላሊፉ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡
ብሚኒስቴር እቶትን ሚኒስቴር መዓድንን እናተተግበረ…