Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ተግባራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወርሒ ሚያዝያን ግንቦትን

ተግባራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወርሒ ሚያዝያን ግንቦትን ዝወገኑዎም ቁልፊ ተግባራት ምስ ስእላዊ መግለፂ! ምስፍሕፋሕ ኢንዱስትሪን ኢኮኖሚያዊ ሉኣላዊነትን:- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናፅነት ኢኮኖሚ እታ ሃገር ንምርግጋፅ፣ ናይ ነዊሕ እዋን ዕቤት ኢንዱስትሪን…

ኢትዮጵያ ዘካየደቶ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ሰላማዊን ናፃን ነይሩ – ብፁእ ኣቡነ ኣንቶኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር መምርሒ ርክባት ወፃኢ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ብፁእ ኣቡነ ኣንቶኒ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ሰላማዊ፣ ናፃን ዝተረጋገአን ነይሩ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብብፁእ ኣቡነ ኣንቶኒ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ…

ኣንዶኒ ኢራኦላ ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣንዶኒ ኢራኦላ ንኣርነ ስሎት ብምትካእ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሊቨርፑል ብምዃን ተሾይሙ፡፡ ኣብ ጋንታ ቦርንማውዝ ዘደንቕ ጋንታ ክሃንፅ ዝኸኣለ ኢራኦላ፤ ኣብ ኣንፊልድ ክሳብ 2028 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሖ ኩንትራት ከምዝፈረመ ተገሊፁ፡፡…

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣካታታይን ኣሳታፊ ነይሩ – ኡሁሩ ኬንያታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣካታታይን ኣሳታፊ ነይሩ ኢሎም መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፡፡ ኡሁሩ ኬንያታ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ እቲ መረፃ ኣካታታይን…

‎ከይዲታት ዲሞክራሲ ምስ ኣጉርና ነባራዊ ኩነታትን ተሞክሮን ዝተጠዓዓሙ ንኽኾኑ ኣፍሪካዊ ትካላት ልዑል ግደ ይፃወቱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)‎ ከይዲታት ዲሞክራሲ ምስ ኣጉርና ነባራዊ ኩነታትን ተሞክሮን ዝተጠዓዓሙ ንኽኾኑ ኣፍሪካዊ ትካላት ልዑል ግደ ይፃወቱ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…

ኣካታታይነት እቲ መረፃ ንምርግጋጥ ዝተወገኑ ስዎሕቲ ዝነኣዱ ኢዮም – ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣካታታይነት ንምርግጋፅ ዝተወገኑ ስራሕቲ ዝነኣዱ ኢዮም ኢሉ፡፡ እቲ መረፃ ዝተዓዘቡ ኢጋድን ሕብረት ኣፍሪካን ፈላማይ ዙር ሪፖርት ብዝምልከት መግለፂ እናሃቡ ይርከቡ፡፡…

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኢትዮጵያ ስግግር ዴሞክራሲ መሰረት ዘንብር ኢዩ – ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኢትዮጵያ ስግግር ዴሞክራሲ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢሉ፡፡ መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ስፔሱዌሳ ዋንዳራ ካዙቤ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢጋድ ዝገበሮ ግደ ምዕዛብ ኣመልኪተን…

ኢራን ኣብ ልዕሊ ኩዌትን ባህሬንን መጥቃዕቲ ድሮን ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኣሜሪካ ድርድር እናገበረት ትርከብ ኢራን ኣብ ልዕሊ መዕርፎ ነፈርቲ ኩዌትን ባህሬን ኣብ ዝርከብ ጦር ሰፈር ኣሜሪካን መጥቃዕቲ ድሮን ፈፂማ፡፡ ኢራን ኣብ ልዕሊ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኩዌት ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ብዙሓት ሰባት…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ናውረቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ እታ ሃገር ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ዝርከቡ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ናይ ምእካብ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻደ 7 ሓፈሻዊ መረፃ ቆፀራ ድምፂ ተዛዚሙ ኣብ ጣቢያታት መረፃ ግዜያዊ ውፅኢት ካብ ንጉሆ ጀሚሩ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግዝያዊ ውፅኢት መረፃ ተለጢፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግዝያዊ ውፅኢት መረፃ እናተለጠፈ እንትኾን፤ መረፅቲ እውን እቲ ውፅኢት ይርእይዎ ኣለው። በዚ ድማ ኣብ ከተማ ዲላ፣ ኣብ ዞባ ወላይታ ወረዳ ሶዶ ከምኡ እውን ግዝያዊ መረፃ ክልል ኣብ…