ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕዙዝ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ትካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ተበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ስራሕቲ ብምስራሕ ዕዙዝ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ቢሮታት፣ ትካላት፣ ክፍለ ከተማታትን ወረዳታትን ኣፍልጦን ሽልማትን ኣበርኪተን። ብመሰረት እዚ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ወለንታ ብመንግስቲ መደመር እንትቃነ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምር "መደመር" መምርሒ ምትሕብባር፣ ምትእምማን፣ ሓድነትን ሓበራዊ ሓላፍነትን ብምጥንኻር ህንፀት ሃገር ንምቅልጣፍ ዝበረታታዕ ኢዩ። ኣብዚ መዳይ ኣገልግሎት ወለንታ ፍልስፍና መደመር ብተግባር ካብ ዘርእዩ ዋና መገዲታት ሓደ ኢዩ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ዝተሃቀኑ ስትራቴጂክ ትልሚታት ልዕሊ 96 ሚኢታዊ ምፍፃም ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ዝተሃቀኑ ስትራቴጂክ ትልሚታት ልዕሊ 96 ሚኢታዊ ተዓዊቶም ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ገምጋም ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2018ን ስትራቴጂክ ትልሚ ሓሙሽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘብዒ ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን እቲ ዞባ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2026 0 ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ጂኦፖለቲካዊ ኣቀማምጣኣ ኣዚዩ ስትራቴጂካዊ እዩ። ብኻሊእ መዳይ ድማ በቢእዋኑ ብዝቕስቀሱ ጎንፂታት፣ ግብረ ራዕዲን ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእን ዝፍለጥ ቅልውላው ዝበዝሖ ከባቢ ኢዩ። ኣብዚ ዝተሓላለኸ ዞባ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ህዝብ፣ ኢኮኖሚያዊ ዓቕማን ታሪኻዊ ኣመፃፅኣኣን ብዝረኸበቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሃገራዊ ዘተ ህልውና ሃገር ንምቕፃል ወሳኒ ታሪኻዊ ዕድል እዩ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል፣ ዘይምርድዳኣት ብሰላማዊ ዘተ ንምፍታሕን ሓድነት ሃገር ንምጥንኻርን ዋና መፍትሒ እዩ፡፡ ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ቤት ፌደሬሽን በላይ ወዲሾ (ዶ/ር) ንለፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ግፋ” ኣብ ኤርትራ፤ ሓፈሳ ኣብ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ 10፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ኤርትራ ንዘበናት እናሳቐየ ዝነበረ ወታደራዊ ማእኸል መሰልጠኒ ካምፕ "ሳዋ"ን "ግፋ" መሪር ሓቂ፣ ዶብ ተሳጊሩ ኣብ መሬት ኢትዮጵያ ዳግም እናተተግበረ ምርኣይ ናይ ታሪኽ መሕዘኒ ኣጋጣሚ ኢዩ። ትማሊ ኣዴታት ኤርትራ በቢመፈገዱን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ሰላማዊ ሰልፊ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝካየድ ሰልፊ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስዱ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ከምዝዕፀዉ ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ እናተበኣኣሰ ዝመፅአ ቅልውላው ንምቅዋምን ጠጠው ንምባልን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ህልውና! Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብታሪኽ ኣጋጣሚ ህዝባዊን ሕጋዊን ውክልና ኣብ ብዘይብሉ ጉጅለ በሪ ባሕራ ስኢና ኢያ። በዚ ምኽንያት ድማ ልምዓታ ብዝድለ መጠን ከይዓቢ ማሕለኻ ካብ ምዃኑ ሓሊፉ ኣዚዩ ልዑል ጥንቃቐ ዘድልዮም ብሄራዊ ድሕንነታ ዝምልከቱ ኣቑሑታት ሓዊሱ ብጎረባብቲ…
ስፓርት ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝርከብሉ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም mizan mekonen Jul 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣርጀንቲናን ስፔንን ኣብ ዝገብርዎ ግጥም ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ብኣካል ኣብ ስታድዩም ተረኺቦም ከምዝከታተልዎ ተገሊፁ። ብኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ኣሳናዳእነት ክካየድ ዝፀንሐ ፅዋዕ ዓለም 2026 ኣብ መዛዘሚኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ኣቢሎም ኣብ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ሂቡ፡፡ እቲ ባንኪ ምስ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ሓዱሽ ፍቓድ…