ሰራዊት ምክልኻል ሃገሩ ብብቕዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ፈልሲ ናይ ምትካል ዝፀንሐ ባህሊ ኣለዎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሃገሩ ብብቕዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ፈልሲ ናይ ምትካል ዝፀንሐ ባህሊ ኣለዎ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡
ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሰራዊት ምክልኻል ኣብ…