Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ልምዓትን ሰብኣዊነትን ብኣገልግሎት ወለንታ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ወለንታ ናይ ፅባሕ ዝማዕበልት ኢትዮጵያ ኣብ ምሕንፃፅ ልዑል እጃም ኣለዎ፡፡ ኣገልግሎት ወለንታ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ብዝፈጥር ፀገም ሕድሕድ ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክፉእ ግዘ ብሓባር ናይ ምሕላፍ ባህሊ ኢዩ። ኣብ…

ኣብታ ከተማ 350 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም 350 ቢሊዮን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ናይ እቶት መሰረት ብምስፋሕ ዝእከብ ኣታዊ ፍትሃዊነትን…

ኮሪደር ገፀር፣ ንህይወት ካብ ጉስቁልና ናብ ሰብኣዊ ክብሪ…

ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሕድሕድ ሓረስታይ ገዛን ሜላ ኣነባብሩኡን ብምልዋጥ ብብርኪ ስድራ ኩለመዳይ መዕባለ ንምርግጋፅ ዝተዓለመ ሰብ ተኮር ልምዓት ኢዩ። ኣብ ከተማታት ዝተመዝገበ ዓወት ኮሪደር ልምዓት ናብ ገፀ ክፋል ኢትዮጵያ ብምስፋሕ፣ ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲን ዘላቒ ማሕበራዊ ስግግርን ንምፍጣር ከም…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ኣቀባብላ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ለቤኒን ሪፐብሊክ ፕሬዚዳንት ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ናብ…

ከይዲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ብዝምልከት መብርሂ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንተሳተፍቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ብዝምልከት መብርሂ ይህብ ኣሎ። እቲ መብርሂ፣ ተሳተፍቲ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ክኽተልዎም ዝግባእ መትከላትን መምርሒታትን ብግቡእ ንኽተግብሩ ዝሕግዝ ምዃኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብቲ…

ብምጥፋእ ዘይኮነስ ብምድማፅ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ምጥፋእ ናብ ምድማፅ ንምስግጋር ዝዓለመ ጉዕዞ ተጀሚሩ ኣሎ። ኣብዚ ጉዕዞ እዚ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ከም ቀንዲን ታሪኻዊን መሰረት ኮይኑ የገልግል ኣሎ። ንነዊሕ ዘመናት ዝቐፀለ ፖለቲካ ምግላልን ሓይሊ ከም መፍትሒ ምጥቃምን…

ብወለንታውያን ዝውሃብ ኣገልግሎት ጥዕና ሕብረተሰብ ተረባሕቲ ይገብሩ ኣለው – ዶ/ር መቕደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቕደስ ዳባ ብወለንታውያን ዝወሃብ ኣገልግሎት ጥዕና ብዙሓት ዜጋታት ተጠቀምቲ እናኾኑ ከም ዘለዉ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ‘ሀርት አታክ ኢትዮጵያ’ ምስ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ብምትሕብባር ዝህቦ ዘሎ ናፃ ናይ ልቢ መጥባሕቲ…

ኢትዮጵያ ንኬንያ 1 ኪሎ ዋት ሰዓት ኢነርጂ ብ24 ብርን 07 ሳንቲምን ንምቕራብ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኬንያን ንሓደ ኪሎ ዋት ሰዓት ኢነርጂ ብ24 ብርን 07 ሳንቲምን ንምቕራብ ዘኽእል ሓዱሽ ቀረብ ስምምዕነት ሓይሊ ተፈሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ቀረብ ሓይሊ ዋና ፈጻሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጌቱ ገረመው (ኢ/ር)ን…

ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብምዃን ተሾይሞም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ናብ ካሊእ ሓላፍነት ስራሕ ካብ ዝተዘዋወሩ ነበር ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ብምዃን ዘገልገሉ ኣይተ ቸሩጌታ፤ ሎሚ መዓልቲ ዋና ፈፃሚ ፋና ሚዲያ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሚዛን ኣማን ቅደመ ምረቓ በረራ ጀሚሩ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሚዛን ኣማን ዝገብሮ ቅደመ ምረቃ በረራ ሎሚ መዓልቲ በረራ ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ በረራ ዝገብር እንትኸውን÷ እዚ ድማ ንማሕበረሰቡ ቅልጡፍ፣ ምቹውን ቅልጡፍን…