ንባዕሉ ፅምዶ ብዝብል ዝፅዋዕን ናይ ኲናት ወልፊ ዝተትሓዘ ጉጅለ ኩሉ ክቃለሶ ይግባእ – ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ንባዕሉ "ፅምዶ" እናበለ ዝፅውዕን ህዝባዊ መሰረት ዘይብሉን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ኩሉ ክቃለሶ ይግባእ ኢሉ ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ።
ንምልኪ ስርዓት ኤርትራ ንምቅላስ ዝተመስረተ ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፤ ብዛዕባ እዋናዊ…