Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ኣማኸርቲና ዝተዋህቦም እጃም ብትኽክል ይፍፅሙ ኣለዉ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣማኸርትና ዝተውሃቦም እጃም ብትኽክል ይፍፅሙ ኣለዉ ኢሎም። መስፍን ኣርኣያ ብዛዕባ ከይዲ እቲ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ ኣብ ሓሳባት ስልታዊ ጉጅለታት…

እቲ ሃገራዊ ዘተ ብዝፈጥሮ ጥጡሕ ባይታ ዝተማልአ ፖለቲካዊ ስርዓት ትግበራ ትራንስፎርሜሽን ንምዕዋት ክስራሕ እዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሃገራዊ ዘተ ብዝፈጥሮ ጥጡሕ ባይታ ዝተማልአ ፖለቲካዊ ስርዓት ትግበራ ትራንስፎርሜሽን ንምዕዋት ክስራሕ እዩ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ገምጋምን ኣፈፃፅማ…

ስነ-ልክ ቐፃሊ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ፅሬት ዝተመስረተ ንምግባር ወሳኒ እዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ-ልክ ቀፃሊ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ፅሬት ዝተመስረተ ንምግባር ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)። መበል 19 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ስነ-ልክ ኣፍሪካ (AFRIMETS)፣ “ስነ-ልክ ንዲጂታላዊ ስግግር፤ እሙናት…

ግብፂ ኣብ ሓደ ዓመት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንምምላእ ካብ ዝውዕል ማይ ንላዕሊ ኣብ በረኻ ሰሃራ ተባኽን

ግብፂ ኣብዚ ኣብ ዝሰልጠነ ዓለም ካብ ዘመነ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝወረሰቶ ናይ ማይ ፖለቲካዊ ልዕልና ክንከኣ ኣይትደልን እያ። ብኣንፃሩ ድማ ኢትዮጵያ ካብ መሬታ ዝፈልፍሉ ሃፍቲታት ማይ ይትረፍ ኣልሚዓ ክትጥቀም ትኹረት ክትገብር እውን ኣይትደልን። እታ ሃገር ካብ ቀደሙ እውን ኢትዮጵያ ሰላም…

ሓምለዋይ ኣሰር – ንወለዶታት ዝሰጋገር ዓብዪ ሃፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሃገር ምስሊ መሬታ፣ ተፈጥሮኣዊ ፀጋታታ ወይ እውን ድንበራ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ውፅኢት ሓባራዊ ሕልምን ሓድነትን ህዝባ እያ። ሓደ ህዝቢ ንሓደ ሰናይ ዕላማ ብሓባር ጠጠው እንትብል ኣኽራን ኣፍሪሱ ሰጥ ዝበለ ሜዳ ክገብር፤ ካብ ንጣብ ማይ እልፊ መሬት…

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዘለዉ ዓበይቲ ኢኮኖሚታት ሓደ እዩ – ሲኤንኤን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ኣሜሪካ ዝገበረ ጣብያ ቴሌቪዥን ሲኤንኤን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብተን ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሓሙሽተ ቀዳሞት ሃገራት ብቕልጡፍ ዝዓቢ ኢኮኖሚታት ሓንቲ ምዃና ገሊፁ። ብወኪል ፀብፃብ ሲኤንኤን ኣብ ኬንያ ቪክቶሪያ ሩባደሪ ዝተዳለወ…

ሓምለዋይ ኣሰር – ቅሉዕ መርአያ ምትሕብባር መንግስቲን ህዝቢን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ብተበግሶ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲ ብምክንኻን ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ጥራሕ ዘይኮነስ ከም ሃገር ውሕስና ምግቢ እውን የረጋግፅ ኣሎ። እዚ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኢኮኖሚ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሚልዮናት ገዛውቲ ናብ ብርሃን ቀይሩ – ሲኤንኤን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ኣሜሪካ ዝኾነ ቴሌቪዥን ሲኤንኤን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሚልዮናት ገዛውቲ ናብ ብርሃን ዝቐየረ ግድብ ክብል ገሊፁዎ። ፀብፃቢት ወኪል ሲኤንኤን ኣብ ኬንያ ዝኾነት ቪክቶሪያ ሩባደሪ ኣብ ዘሰናደአቶ ፀብፃብ፤ ኣብ ኣፍሪካ ዝዓበየ…

ንስልታዊ ጉጅለታት ዝቐርቡ ኣጀንዳታት ኣብ ምዝዛም ይርከቡ

10 ኣባላት ዘለዎም 400 ኣናኣሽተይ ጉጅለታት ከምኡ እውን 50 ኣባላት ዘለዎም 80 ጉጅለታትን ዘልዐልዎም ናይ ኣጀንዳ ሓሳባት፤ 25 ኣባላት ብዘለዎም 16 ናይ ቃለ ጉባኤ ኣጠናኸርቲ ጉጅለታት ተጠናኺሮም ን250 ኣባላት ዘለዎም 16 ስልታዊ ጉጅለታት ከም ዝቐረቡ ይፍለጥ። እቶም 250 ኣባላት…

በሪ ባሕሪ ንኩለመዳይ ልምዓት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)በሪ ባሕሪ ንዝኾነት ትኹን ሃገር ብመንፅር ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ድሕንነትን ዓለምለኻዊ ርክባትን ኣዝዩ ኣገዳሲ ሃፍቲ እዩ። ኣብ ዓለም መብዛሕትኡ ንግዲ ብባሕሪ መጓዓዝያ ስለዝፍፀም፣ በሪ ባሕሪ ዘለወን ሃገራት ኣብ ኢኮኖሚ ልዑል ተወዳዳራይነት ክህልወን…