ኢትዮጵያ ኣካቢት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምትእስሳር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ኣቦ መንበርነት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምትእስሳር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምብራቕ ኣፍሪካ ካብ ግብፂ ተረኪባ፡፡
ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝጀመረ መበል 37 ፍሉይ ኣኼባ ስቲሪንግ ኮሚቴ ምትእስሳር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ውዒሉ።…