Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 3 ሓምለ ጀሚሩ ናብ ሚዛን ኣማን ቅድመ ምረቓ በረራ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 3 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ቅድመ ምረቓ በረራ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር በረራኡ እናስፍሐ ዝርከብ እንትኾን ኣብ ቀረባ እዋን እውን…

ዲጂታል ኢትዮጵያ፤ ጉዕዞ ሓሙሽተ ዓመታት ኣፈፃፅማን ዝተኣተወ ቃላትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ መደመር ኣብ 6ይ ሓፈሻዊ መረፃ ካብ ዘቕረቦም ዓበይቲ ሃገራዊ ራእይታት ውሽጢ እቲ ሓደ ናይታ ሃገር ዲጂታላዊ መሰረተ ልምዓት ምዝማንን ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ስትራተጂ ምፍፃምን ነይሩ። ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት መንግስቲ ምስተጣየሸ ዓውዲ…

ጉዕዞ ሓሙሽተ ዓመታት ዓውዲ ማዕድንን ኣፈፅማ ዝተኣተዉ ተስፋታትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ መደመር ኣብ 6ይ ሃገራዊ ምርጫ ካብ ዘቕረቦም ቀንዲ ዓንዲታት ቁጠባ ሓደ ዓውዲ ማዕድን እዩ ነይሩ። ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት መንግስቲ ምስ ተመስረተ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሰፊሕ ተፈጥሯዊ ሃብቲ ብብቕዓት ብምልማዕ ርካቦ ሸርፊ ወፃኢ ንምዕባይ፣ ዕድል…

ኢንዱስትሪ፤ ጉዕዞ ሓሙሽተ ዓመታት ኣፈፃፅማ ዝተኣተው ቃላትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ምድማር ኣብ 6ይ ሓፈሻዊ መረፃ ካብ ዘቕረቦም ቀንዲ ኢኮኖሚያዊ ዓንዲታት እቲ ሓደ ዘፈር ማኑፋክቸሪንግን ኢንዱስትሪን ነይሩ። ፓርቲ ብልፅግና ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት መንግስቲ ምስ መስረተ፣ ፍርያታት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ምዕባይ፣ ካብ ወፃኢ…

ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣሰልጣኒ ፉልሃም ኮይኑ ተሸይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እንግሊዛዊ ክለብ ፉልሃም ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣሰልጣኒ ናይቲ ክለቡ ኮይኑ ከም ዝተሾመ ዕላዊ ገይሩ። በዙይ መሰረት ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ንኣሰልጣኒ ማርኮ ሲልቫ ብምትካእ ኣብ ክራቨን ኮቴጅ ክለብ ፉልሃም ን3 ዓመታት ዝፀንሕ ኮንትራት ተፈራሪሙ። እቲ…

የቱሪዝም ዘርፍ ትንሳኤ እና አዳዲስ መዳረሻዎች

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) የዛሬ አምስት ዓመት መንግሥት ሲመሠርት፣ ሀገር ለመምራት በምርጫ የህዝብ ድምጽ ያገኘው ፓርቲ በቱሪዝም ዘርፍ ለማሳካት ቃል የገባቸው በርካታ ጉዳዮች ነበሩ፡፡ እነዚህም በሀገሪቱ የነበሩ የቱሪስት መዳረሻዎችን ማዘመን፣ አዳዲስ ሰው ሰራሽ የቱሪስት…

ኣርጀንቲና 2 ን 0 ካብ ምምራሕ ተበጊሳ ንግብፂ ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፀመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ሃገራት ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ብ2 ኣፈላላይ ሸቶ እናተመርሐት ፀኒሓ ንግብፂ 3 ን 2 ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፀመ ክትፅምበር ክኢላ፡፡ ናይ ኣርጀንቲና ሸቶታት ሊዮኔል ሜሲ፣ ክረስቲያን ሮሜሮን ኢንዞ ፈርናንዴዝን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ተዛቲዮም፡፡   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬሽን ሩሲያ ሰርጌ…

ቃለ ማሕላ ፈፂሞም እውን ነዚ ምስኪን ህዝቢ ዝታልሉ ኣለዉ” – ጠቅላይ ሚኒስትር ዶ/ር ዐቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓደራ መንግስቲን ህዝቢን ኢሎም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም እውን ነዚ ምስኪን ህዝቢ ዝታልሉ ሰባት ኣለዉ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ህዝቢ ትግራይ ብጉጅለ ሒደት ገበነኛታት ተዓጊቱ ይርከብ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ትግራይ ናይ ጥፍኣት መርበብ ብዝዘርግሑ ፅምኢ ስልጣን ብዘለዎም ሒደት ገበነኛታት ተዓጊቱ ይርከብ ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ጌታቸው ረዳ፡፡ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ምንቅስቓስ ሰላምን ልምዓትን ክልል ትግራይ…