ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክብሪ ማሕበረሰብ ገፀር ናብ ዝለዓለ ደረጃ ዘሰጋግር ኮሪደር ገፀር Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ እናተፋለጠን እናተተግበረን ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሓረስቶት ናይ ምምዕባል ከይዲ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ይርከብ፡፡ ኮሪደር ገፀር ናብራ ሓረስቶትን መፍረያይነትን ንምድንፋዕ ዝሕግዙ ዘበናዊ መናፅሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንፈረንስ ሪዞርት ንኢትዮጵያ ማእኸል ዓለም ለኸ መድረኻት ንምግባር ዘለና ራእይ ዘጠናኽር እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኮንፈረንስ ሪዞርት ኣርባምንጭ ኢትዮጵያ ማእኸል ዓለም ለኸ መድረኻት ንምግባር ራእይና ዘሐይል እዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ንወለዶታት ዝተሃነፀ ኮንፈረንስ ሪዞርት…
Uncategorized የሀገር በቀል እሴቶች ዘርፈ-ብዙ አስተዋጽኦ… Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ሀገር በቀል እሴቶች፣ ለዘመናት በሕዝቦች ዘንድ ተከብረው የቆዩ፣ የሞራል ልዕልና ያላቸው እና ቂም አልባ ዘላቂ ሰላምን ማውረድ የሚችሉ ፍፁም ፈዋሽ የውይይት መድረኮች ናቸው። ሀገር በቀል እሴቶቻችን የተለያዩ የፖለቲካና የማኅበረሰብ ክፍሎች ጽንፍ የረገጡ ሐሳቦቻቸውን ይዘው ወደ መካከለኛ…
ቢዝነስ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ ንዝዘርገሖ ምትእስሳር ኣየር ተሸላሚ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ንዝዘርገሖ ምትእስሳር ኣየርን ሓቢርካ ናይ ምስራሕን ጥምረት ተሸላሚ ኮይኑ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ 2026 ሽልማት ኣቪዬሽን ቱሪዝም ስነ ስርዓት ሽልማት ‘ኮኔክቲቪቲ ኣዋርድ’ ምርካቡ ኣፍሊጡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚያዊ ኣስተዋፅኦኡ እናዓበየ ዝመፅእ ዘሎ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም. (ኤፍ.ኤም.ሲ.)ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብሽግግር ቴክኖሎጂ፣ ብምፍጣር ዕድል ስራሕን ብምፍራይ ተካኢ ምህርቲን ንዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ይርከብ። እዚ ዓውዲ ምስ ግብርና፣ ማዕድን፣ ቱሪዝምን ዲጂታል ኢኮኖሚን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ልዕሊ 20 ሚሊየን ሰባት ዝዕደሙሉ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ … Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ሃሚኒ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሽዱሽተ መዓልቲታት ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ልዕሊ 20 ሚሊየን ሰባት ከምኡ እውን ተወከልቲ ልዕሊ 100 ሃገራት ክርከቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ሕርሻ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ካብ ምሽማት ናብ መፍረያይነት … Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ህንፀት ልምዓ ኮሪደርን መሰረተ ልምዓትን ልዑል ለውጢ እናመዝገቡ ዝርከባ ከተማታት ኢትዮጵያ ካብ ማእኸል ፅግዕተኝነት ብምውፃእ ርእሰን ክምግባ ናብ ዝኽእላሉ መፍረያይነት እናተሰጋገራ ይርከባ። ቅድሚ ሕዚ ጠለብ ምግቢ ሙሉእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ዘበናዊ መንበሪ መንደር ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣጀሚርና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዘበናዊ መንበሪ መንደር ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣጀሚርና ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምምሕዳር ከተማና ኣብ ትካል ፖሊስ እናሰራሕናዮም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርምን እቲ ሰራዊት ብህዝቢ ዝተነበረሉ ሓደራ ብግቡእ ንኽዋፃእ ዝግበር ተግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ፕሮጀክት ዘላቒ ልምዓት ሓድጊታት ላሊበላ ዑደት ክገብሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፕሮጀክት ዘላቒ ልምዓት ሓድጊታት ላሊበላ ዑደት ክገብሩ ኢዮም። ብሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ከተማ ላሊበላ ዝኣተወ እንትኸውን፤ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪ ኢትዮጵያውያን ዘቐደመ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ … Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ርክብ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ዝኾነ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ድሕንነትን ክብሮምን ዘሕለወ ጭቡጥ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢዩ፡፡ ቅድሚ ለውጢ ንዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ዝተውሃበ ትኹረት ትሑት ብምዃኑ ኣብ ወፃኢ…