Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ሓድጊ ወለዶን ሰረት ህልውናን…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ብዙሓት ረብሓታት እናኣምፅአ ይርከብ። ክሊማዊ ለጥ ኣብ ምፅዋር፣ ዝዓረቐ መሬት ንምልማዕን ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኣብ ምህናፅን ውፅኢታዊ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ 2011 ዓ.ም. ዝተጀመረ ሃገራዊ ጎስጓስ ምትካል ፈልሲን ሓለዋ ተፈጥሮኣዊ ሃብትን ኣብ…

ፍረ “መደመር”ልምዓት ኮሪደር፥ ካብ ከተማ ክሳብ ገፀር

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዋና ዋና ከተማታትን ኣብ ገጠራዊ ከባቢታትን ተግባራዊ ዝኾን ዘሎ ናይ ኮሪደር ልምዓት፣ ደረጃ መነባብሮን መስርሕን ዜጋታት ብምምሕያሽ ኣብ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊ ህይወትን ከባቢን ሰፊሕ ለውጢ ዘምፅአ ዓቢ ሃገራዊ ፍረ ሪፎርም እዩ። እዚ ስትራቴጂ ልምዓት ኣምር “መደመር”…

ሪያድ ማህሬዝ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጄሪያ ንባዕሉ ኣግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣልጄሪያዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ምጥቃዕ ሪያድ ማህሬዝ ንባዕሊ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣልጄሪያ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 32 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሎሚ ወጋሕታ ብስዊዘርላንድ ተሳዒራ ካብቲ ውድድር ምስተሰናበተት…

ገጠር ኮሪደር ምዝማን ህይወት ሓረስቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ.ኤም.ሲ)ልምዓት ኮሪደር ገጠር ኣብ ኢትዮጵያ ናብራ ሓረስቶትን ሰበክ ሳግምን ብልዑል ንምቕያርን ከተማታት ናብ ገጠር ንምስፋሕፍሕን ዝተጀመረ ሃገራዊ ልምዓታዊ ሪፎርም እዩ። እዚ ፕሮጀክት ኣብ ከተማታት ዝተረኣየ ዕውት ውፅኢት ልምዓት ኮሪደር ናብ ገጠር…

ንሃገር ዝጠቅም ሓባራዊ ረብሓ ቀዳምነት ክንህብ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ.ኤም.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ውልቂ ረብሓ ጥራይ ካብ ምሕሳብ ንሃገር ዝረብሕ ሓባራዊ ረብሓ ቀዳምነት ክወሃብ ይግባእ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዞባ ጋሞ ኣብ ዝርከብ ‘ዮ ሆልዲንግ’ ዝተባህለ ፋብሪካ…

ኣብ በቢከባቢኡ ዝካየዱ ስራሕቲ ንኢትዮጵያ ናብቲ እንሓልሞ ብራኸ ናይ ምውሳድ ዓቕሚ ኣለዎም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ንኢትዮጵያ ናብቲ እንሓልሞ ብራኸ ናይ ምውሳድ ዓቕሚ ኣለዎም ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣካል ልምዓት ኮሪደር ዝኾነት ዘመናዊት ሞዴል…

ሃገራዊ ዘተ፥ መሰረት ምድማፅ፣ ምትሕብባርን ህንፀት ፅኑዕ ሃገረ መንግስቲን እዩ– ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም. (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ሓድሽ፣ ሓቛፊን ስርዓታዊን ምዕራፍ ሃገራዊ ዘተ ትርከብ። እዚ ምዕራፍ ንዘመናት ዝቐፀሉ መዋቕራዊን ፖለቲካዊን ፍልልያት ብምሉእ ተሳትፎ ህዝብታት ንምፍታሕ፣ ኣብ ዝሰልጠነ መድረኽ ዘተ ሓባራዊ ሃገራዊ ምትሕብባር ንምህናፅ…

ፓርቲ ዛኑ-ፒኤፍ ዚምባብዌ ንቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይ እንቋዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣቕረቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሪሕ ፓርቲ ዛኑ-ፒኤፍ ዚምባብዌ ንቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ፓርቲ ብልፅግናን ህዝቢ ኢትዮጵያን ናይ እንቋዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣቕረቡ። መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ፥ ካብ ኣሓት ፓርቲታት ፖለቲካን…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣካል ልምዓት ኮሪደር ገፀር ዝኾነን ዘበናዊ ሞዴል መንደር ሃማሳ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣካል ልምዓት ኮሪደር ገፀር ዝኾነን ዘበናዊ ሞዴል መንደር ሃማሳ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፉት ገይሮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ 79.4 ሄክታር መሬት…

ከተማነት ዘዕሰለ ልምዓት ከተማ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ከተማ ማለት ናይ ሓንቲ ከተማ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን መሰረተ-ልምዓታዊን ኩነታት ብምዝማን መንበሪን ከባቢ ስራሕን ነባሪ ህዝቢ ምቹእ ንምግባር ዝዓለመ ዝተዋደደ ከይዲ እዩ። ኣብ ቅልጡፍ ምዕባለ ቁፅሪ ህዝቢ እትርከብ ኢትዮጵያ፥ ኣብዚ ግዜ…