ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ማእኸል ፈተና ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ብምርካብ እቲ ከይዲ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ ፈተና ብዝተፈላለዩ ዙራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ሉኣላዊነት… Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2026 0 ኢትዮጵያ ካብ ተሓጋዛይነት ብምውፃእ ናብ ወፃኢ ፍርያት ለኣኽነት ናይ ምስግጋር ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪኻዊ ጉዕዞን ሉኣላዊነት ኢኮኖሚ ይርከብ፡፡ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ምስ ሕፅረት ውሕስና ምግቢን ፅግዕተኝነት ርዳእታን ስማ ተተሓሒዙ ፀኒሑ ኢዩ። ይኹን እምበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕንክሊል ፖለቲካ ነበር ህወሓት፣ ካብ ታሪካዊ ስሕተት ናብ ዓርሰ ቅትለት ጉዕዞ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2026 0 ዕንክሊል ፖለቲካ ነበር ሕወሓት፣ ካብ ታሪካዊ ስሕተት ናብ ዓርሰ ቅትለት ጉዕዞ ነበር ህወሓት ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ሓደሽቲ ለውጢታት ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን ተቐቢሉ ንርእሱ ክሕድስ ኣይከኣለን፡፡ ኣብዚ ዘበን ኮይኑ ንሓዱሽ ትውልዲ ነባር ወያናይ ዴሞክራሲ ክዝምር ይሓስብ፡፡ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያን ቻይናን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ- ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jun 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያን ቻይናን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ብምክትል ቀደማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን መክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ዘቲዮም mizan mekonen Jun 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢኮፐኖሚያዊ ዝምድና፣ ሰላምን ድሕንነትን ከምኡ ‘ውን ዞባዊ ርግኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2018 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሶኮሩ ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ጌቱ ገመቹ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ ክልል ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ኣጥፊኡዎ፤ ሰብ ኣልሚዑዎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2026 0 ፈጣሪ ዝሃበና ቀበና “ሰብ“ ኣጥፊኡዎ፤ እዚ ምጥፋእ ህያብ ተፈጥሮ ነስሓ ዝሓደሮ “ሰብ“ ድማ ንቀበና ዳግም ከምብሓዱሽ ክውለድ ገይሩዎ። ሩባ ቀበና ንዘበናት ብደርፊን ትዝታን ጥራሕ ሽሙ እናተልዓለን እናተወደሰን ነይሩ ሎሚ ግን ዳግም ክውለድ ገይርና ኣልሚዕናዮ!! ኣርቲስት ፀሃዬ ዮሃንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕድሕድ ስጉምቲ ተስፋ እንተይቆረፅኩ ንዕላማይ ብምትገሀይ ዕውትቲ ገይሩኒ – ብመዓርግ ሕክምና ዝተመረቐት ዶ/ር ነቢላ ሸሪፍ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ 3 ነጥቢ 9 ውፅኢት ብምምፃእ ብልዑል መዓርግ ዝተመረቐት ዶ/ር ነቢላ ሸሪፍ ኣብ ሕድሕድ ስጉምቲ ተስፋ እንተይቆረፀት ንዕላማኣ ብምትሃሃ ዕውትቲ ከምዝገበራ ትዛረብ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ህወሓት ዘካይዶ ኣገዳዲ ወታደራዊ ምልመላ ንስምምዕነት ፕሪቶሪያ ዝጥሕስ ኢዩ – ሕብረት ኣውሮፓ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ህወሓት እናካየዶ ዝርከብ ምንቅስቓስ ኣገዳዲ ወታደራዊ ምልመላ ንስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጥሕስ ኢዩ ኢሉ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ፡፡ ልኡኽ እቲ ሕብረት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ እቲ ጉጅለ ኣብ ቀረባ እዋን ንግዚያዊ ምምሕዳር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሌት ሓበሬታ ህዝቢ ንምምላእ ሓበሬታ ምዝማን ይግባእ – እናትኣለም መለሰ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሌት ሓበሬታ ህዝቢ ንምምላእ ሓበሬታ ምዝማን ዘበናዊ ዳታ ምጥቃምን ይግባእ ኢለን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ፡፡ ሓበራዊ መድረኽ ርክብ ህዝቢን ዓወዲ ኮሙኒኬሽንን ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ትካላት ፌዴራል ተኻይዱ።…