ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሌት ሓበሬታ ህዝቢ ንምምላእ ሓበሬታ ምዝማን ይግባእ – እናትኣለም መለሰ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሌት ሓበሬታ ህዝቢ ንምምላእ ሓበሬታ ምዝማን ዘበናዊ ዳታ ምጥቃምን ይግባእ ኢለን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ፡፡ ሓበራዊ መድረኽ ርክብ ህዝቢን ዓወዲ ኮሙኒኬሽንን ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ትካላት ፌዴራል ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮአን ኣመሪቐን Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ኣርባምንጭ፣ ጅግጅጋ፣ ወላይታ ሶዶን ቦንጋን ተምሃሮአን ኣመሪቐን፡፡ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ንመበል 39 ግዘ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 18 ሳልሳይ ዲግሪ ተመረቕቲ ሓዊሱ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ወራቤ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርስቲ ወራቤ ን7ይ ግዘ ብቅድመን ድህረን መርሃ ግብሪ ምረቓ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲን ሞያን ዘሰልጠኖም 900 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ኣማኻሪ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሚኒስትር ዴኤታ ክንደያ ገ/ህይወት (ፕ/ር) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሬት ዘይብሉ ትምህርቲ መዘዙ ኣብ ክፍሊ ጥራሕ ዝተርፍ ኣይኮነን – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲን ቻንስለር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ፅሬት ዘይብሉ ትምህርቲ መዘዙ ኣብ ክፍሊ ጥራሕ ዝተርፍ ኣይኮነን ኢሎም። ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 76 ግዘ ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 417 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ብርሃኑ…
ቢዝነስ ካብ መሸጣ ፍርያት ቡን 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ መሸጣ ፍርያት ቡን 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም። ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዝትግበር ሃገራዊ ፓኬጅ መተግበሪያ ሰነድ ልምዓት ቡን ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመረቕቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፃንሒቶም ዝቐሰሙዎ ፍልጠት ናብ ተግባር ብምልዋጥ ንኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅ ክተግሁ ኣለዎም Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመረቕቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፃንሒቶም ዝቐሰሙዎ ፍልጠት ናብ ተግባር ብምልዋጥ ንኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅ ክተግሁ ኣለዎም ኢለን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ መርሃ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ዓለም ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ ምድብ መወዳእታ ፀወታታት… Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ እውን ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወታታት ክቕፅሉ ኢዮም፡፡ ኣብ ምድብ ትሽዓተ ዝርከባን ዝሓለፉ ክልተ ፀወታታት ብምዕዋት ኣቐዲመን ናብ 32…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ብኩሉ መዳይ ጭቡጥ ውፅኢት እናምፀአ ይርከብ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2026 0 ኣዲሰ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብብርኪ ሃገር እናተወገነ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ካብ ምፅዋር ጀሚሩ ብኹሉ መዳይ ጭቡጥ ውፅኢት እናምፀአ ይርከብ ኢሎም፡፡ ኣባላት፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምትሕብባር ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ኣፍሪካን ዘድሀበ መድረኸ ዘተ "ሂሊ ዲያሎግ ኣፍሪካ ኤዲሽን" ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ዳይሬክተር ኢኒስቲቲዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፋር በድሩ፣ ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 57 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣሕሊፉ፡፡ ምክር ቤቱ ተወያይቶ ውሳኔ ያሳለፈባቸው ጉዳዮች እንደሚከተለው ቀርበዋል፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝተዛተየሉ ዛዕባ፤…