Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ኣብ ከተማ መቐለ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ክጅመር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል መሶብ ንምጅማር ዘኽእሉ ስራሕቲ ምድላዋት ተጀሚሮም ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት መሶብ ዮናስ ኣለማየሁ። ኣይተ ዮናስ ኣለማየሁ ከምዝበልዎ፣ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ዓውደ…

ኣርሰናል ድሕሪ 14 ዓመት ካብ ኣንፊልድ ንሊቨርፑል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ናብ ኣንፊልድ ብምምራሕ ንሊቨርፑል 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡   ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብታዊት ሸቶ ካይ ሃበርትዝ ኣብ መበል 16 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡…

ወርሓዊ ዜና መፅሄት

ወርሓዊ መፅሄት ዜና ጉዳያት ምምሕዳር እዚ ወርሒ ኣብ ታሪኽና ዓብዪ ምዕራፍ ዝተመዝገበሉ እዩ፤ ብመሰረት 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ፤ ሓዱሽ መንግስቲ መደመር ብ25 መስከረም 2019 ዓ.ም ብወግዒ ተመስሪቱ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ቢላል ገመዳ ኣብ…

እንሃንፃ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ማዕረ ተረባሕቲ ልምዓት እትገብር ከተማ ንኽትከውን ቆራፃት ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)እንሃንፃ ዘለና ኣዲስ ኣበባ ነበርታ ብማዕረ ተጠቀምቲ ልምዓት እትገብር ከተማ ንኽትኸውን ቆራፃት ኢና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ ሎሚ…

ሃይለማርያም ተገኑ ተዓዋቲ መበል 23 ዙር ፋና ላምሮት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃይለማርያም ተገኑ ኣብ መበል 23 ዙር ውድድር ፋና ላምሮት ብምዕዋት ኮኾብ ናይቲ ውድድር ብምዃን ዛዚሙ። ንሰለስተ ኣዋርሕ ብርቱዕ ውድድር ክካየደሉ ዝፀንሐ ውድድር ፈፃመ ፋና ላምሮት መበል 23 ዙር ሎሚ ብዝተኻየደ ድሙቕ ስነ-ስርዓት ተዛዚሙ።…

ቼልሲ ንማንቸስተር ዩናይትድ 2 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ንማንቸስተር ዩናይትድ 2 ን 0 ስዒራ። ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ሞርጋን ሮጀርስ ብፀወታ፣ ኮል ፓልመር ድማ ብፍፁም ቅላዕ ንቼልሲ ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ኣብቲ ፀወታ…

ዶብ ሰገር ገበናት ንምክልኻል ዓለም ለኸ ቴክኖሎጂ ምትእስሳር ተጓዓዝቲ ተግባራዊ ክኸውን እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዶብ ዝሳገሩ ገበናት ንምክልኻልን ገበነኛታት ንኻልእ ሃገር ኣሕሊፍካ ንምሃብን ዓለም ለኸ ቴክኖሎጂ ምትእስሳር ተጓዓዝቲ ክትጥቀም እያ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል። ኮሚሽነር ጀነራል…

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ 2026 መዓልቲ ከተማታት ዓለም ሽልማት “ሸንሃይ ኣዋርድ” ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ሰፈራ ሰባት ሕቡራት መንግስታት (UN-Habitat) ምስ ቻይና ብምትሕብባር ዝተዳለወ ናይ 2026 ዓ.ም.ፈ መዓልቲ ከተማታት ዓለም “ሸንሃይ ኣዋርድ” ሽልማት ተዓዊታ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ…

ሁዋዌ ራኢ ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምዕዋት እጃሙ የበርክት ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሁዋዌ ራኢ ዲጂታል ኢትዮጵያን ብሄራዊ ዕላማታት ሸቶታት ልምዓትናን ንምዕዋት ኣብ እንገብሮ ፃዕሪ ልዑል ኣበርክቶ የበርክት ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዱሽ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሁዋዌ ኣብ…