ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ቡዜና ኣልከድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሾይመን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወ/ሮ ቡዜና ኣልከድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር ከተማ ገይሩ ሾይሙ። እተን ኣፈ ጉባኤ በቲ ቤት ምኽሪ ዝተወሃበን ሓላፍነት ብቅንዕነትን ብልዑል ትግሃትን ንምፍፃም ቃል ኣትየን። ቤት ምኽሪ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስረታ መንግስቲን 4ይ ዙር መኽፈቲ ጉባኤን ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስረታ መንግስቲ ምምሕዳር ከተማን 4ይ ዙር መኽፈቲ ጉባኤኡን የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወኪሎም ዝተመረፁ ኣባላት ቤት ምኽሪ ተሳቲፎም። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻን ኣብ ብራዚል ዝኽበር ፌስቲቫል ሬቬዮንን – ዘደንቕ ምምስሳል ባህሊ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ ሰብ ድሕሪ 4 ሺሕ ዓመታት ሓዱሽ ናይ ዘበን ዑደት እናኽበረ ፀኒሑ እዩ። ኣረጊት ዓመት ሓሊፉ ሓዱሽ ዓመት እንትጅምር፣ ተፈጥሮን ፈጣሪን ናይ ምምስጋን፣ ከምኡ እውን ማሕበራዊ ርክብ ናይ ምጥንኻር ባህሊ ኣብ መላእ ዓለም ብዝተፈላለየ መንገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ባሕሪ ታሪኻዊ ምዕራፍ ወለዶ – ዓባይ ሃገር፣ ዓብዩ ህዝቢ፣ ዓብዩ ራእይ mizan mekonen Sep 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ታሪኻዊ ፀላእቲን ወረርቲ ባዕዳውያን ገዛእትን ዝሰዓረትሉ ታሪኽ ጀማሮ፣ ኣብ ኣፍሪካ እቲ ዝዓበየ ግድብ ማይ ብባዕላ ዓቕሚ ዝሃፀት ኢትዮጵያ ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ፕሮጀክታት ዘለዋ ናይ ምፍፃም ቆራፅነት ኣርእያ እያ። ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ሓድነታ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ስዕረት ኣተኣናጊዳ mizan mekonen Sep 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ብሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል 1 ብ 0 ተሳዒራ። ዋሊያታት ኣብ ስታዲየም ባሕር ዳር ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ ዝገበርዎ ናይ 2027 ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ውድድር ናይ ምድብ 2ይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ልክዕ ከም ሰራዊት ምክልኻል ሃገሩ ካብ ልቡ ክፈቱ ይግባእ – ኣምባሳደር ረድዋን ሑሴን Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩሉ ኢትዮጵያዊ ልክዕ ከም ሰራዊት ምክልኻል ሃገሩ ካብ ልቡ ክፈቱ ይግባእ ኢሎም ዳይሬክተር ጄነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕነትን ኣምባሳደር ረድዋን ሑሴን። ኣምባሳደር ረድዋን ማእኸል ሙዚየም ኪነ ጥበብን ስፖርትን ምክልኻል ኣብ ዝበፅሑሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ – ዓባይ ሃገር፣ ዓብዩ ህዝቢ፣ ዓብዩ ራእይ mizan mekonen Sep 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓድሓደ ሃገራት ብስፍሓት ካርታ ይልከዓ፤ ኢትዮጵያ ግን ካብኡ ሓሊፋ ብኻልእ ሚዛን ትምዘን፤ ብዕምቆት ታሪኽ፣ ብብዝሃነት ህዝቢ ከምኡውን ብልዕልና መንፈስ። ልዕሊ 130 ሚሊየን ህዝቢ ዝሓዘት እዛ ሃገር፣ ልዕሊ 80 ብሄር፣ ብሄረሰባትን ኣብ ሓንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀማሉ ጀንበር (ዶ/ር) ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀማሉ ጀንበር (ዶ/ር) ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይሞም። ጀማሉ ጀንበር (ዶ/ር) ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ 2016 ጀሚሮም ክሳብ ሕዚ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባዊ ልምዓት ማእከል ዝገበረ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሶማልያን mizan mekonen Sep 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) እናተጠናኸረ ዝመፅአ ክልተኣዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሶማልያን ንሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ዓብዩ ኣበርክቶ እናገበረ ይርከብ። ክልቲኤን ሃገራት ዶብ ጥራይ ዘይኮነስ ቋንቋ፣ ባህሊ፣ እምነትን ልምድን ዝካፈሉ ከምኡውን ጠንካራ ህዝባዊን ማሕበራዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስግግር ልምዓት ኢትዮጵያ ዘፈር ፋይናንስ ወሳኒ ግደ ኣለዎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስግግር ልምዓት ኢትዮጵያ ዘፈር ፋይናንስ ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) እዚ ዝበሉ፤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ…