ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ዕላዊ ስራሕ ፕሮጀክት መሊስካ ምልማዕን ልምዓት ወሰን ሩባን ካብ እንጦጦ ክሳብ ቀጨኔ መድሃኒኣለም ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዕላዊ ስራሕ ፕሮጀክት መሊስካ ምልማዕን ልምዓት ወሰን ሩባን ካብ እንጦጦ ክሳብ ቀጨኔ መድሃኒኣለም ኣጀሚሮም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…