Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም መረፅቲ ድምፂ ይህቡ ኣለዉ – ወ/ሮ ሜላትወርቅ ሃይሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም መረፅቲ ድምፂ ኣብ ምሃብ ይርከቡ ኢሎም። እተን ኣካቢት ግዚያዊ ከይዲ መረፃ ብዝምልከት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝበለኦ÷…

ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ይዕዘቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ  ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ጣቢያታት መረፃ ይዕዘቡ ኣለዉ፡፡ መራሒት እቲ ጉጅለ ተዓዛቢ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ ካዚብዌ (ዶ/ር) ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

50 ሺሕን 188 ጣቢያታት መረፃ ኣብ ሰዓቶም ተኸፊቶም – ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 50 ሺሕን 188 ጣቢያታት መረፃ ኣብ ሰዓቶም ተኸፊቶም ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተጀሚሩ ኢሉ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ፤ ግዚያዊ ከይዲ እቲ መረፃ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ 50 ሺሕን 188 ጣቢያታት…

ኣቦ መንበር ነእፓ ዓብድልቃድር ኣደም (ዶ/ር) ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ፓርቲ ናፅነትን ማዕርነትን (ነእፓ) ዓብድልቃድር ኣደም (ዶ/ር) ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ 4 ክልል መረፃ 24 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። #ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election…

ህዝቢ ኢትዮጵያ ብኣንኣሽቱ ፕሮፖጋንዳ ክስኮን ኣይኽእልን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓትን መንግስትን እትፈልጥ ጥንታዊት ሃገር ኢትዮጵያ ህዝባ ብኣንኣሽቱ ፕሮፖጋንዳ ክስኮን ኣይኽእልን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድምፂ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን፤…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ባህርዳር ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝርከብ ጣቢያ መረፃ ህዳሴ (02-1) ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ካብ ንግሆ ሰዓት 12:00…

ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ድምፂ ይህቡ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ልዕልና ሕጊ ናይ ምኽባር ተልእኾኦም ብተወሳኺ ናይ ምምራፅ ዲሞክራስያዊ መሰሎም ተጠቒሞም ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ ድምፂ እናሃቡ ይርከቡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወረዳ 8 ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ዝርከብ ወረዳ 8 ጀነራል ጃጋማ ኬሎ…

ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ካብ መጀመሪያ ክሳብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ሓፈሻዊ መረፃታት ብመራፅነት ዝተሳተፉ ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ኣይተ እንድሪያስ ፉንጋ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምምራፅ ተሰናዲኦም፡፡ ኣብ ዞባ ወላይታ ነባሪ ከተማ ሻንቶ ዝኾኑ ኣይተ እንድሪያስ ኣብ መረፃ ብንቕሓት…