Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ክልል ትግራይ ሕዚ ካብ ዝኣተወቶ ፀገም ንምውፃእ ሃገራዊ ዘተ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ትግራይ ሕዚ ካብ ዝኣተወቶ ፀገም ንምውፃእ ሃገራዊ ዘተ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይ ምስ ዝመፅኡን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡን…

ዘተኣማምን ዘላቒ ሰላምን ተሳትፎ ኩሎም ኣካላት ይሓትት – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሰላም ዘተኣማምን ዘላቒን ንምግባር ተሳትፎ ኩሎም ኣካላት ይሓትት ኢለን፡፡ 8ይ ሃገር ለኸ መድረኽ ሰላምን ድሕንነትን ሓበራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ከንቲባ ኣዳነች…

ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘራኸበ ድልድል ሻምፒዮንስ ሊግ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ውድድር ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ሲውዘርላንድ ኒዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡ በዚ ድማ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል ምስ ባየር ሊቨርኩሰን፣ ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ቦዶ ግሊምት ክምኡ እውን ባርሴሎና ምስ…

ምስ ኣዘርባጃን ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ዝተገበሩ ምትሕብባር ምሕዝነትና እናዕበየ መፂኡ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ምስ ኣዘርባጃን ዘለና ምሕዝነት ብምትሕብባር እናዓበየ መፂኡ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሓበሬታ፤ ፕሬዚዳንት ኢልሃም…

እናዓበየ ዝመፀ ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ኣዘርባጃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 1992 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ሕዚ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ይኣቱ ኣሎ። ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ዝምድናአን ዝያዳ ንምዕባይ ብሓባር ክሰርሓ ዝፀንሓ እንትኾ፤ ብፍላይ ኣብ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳመይቲ እመቤት ብስም ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ናውቲ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳመይቲ እመቤት ብስም ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ብምምሕዳር ከተማ ኣምቦ ዝተሃነፀት ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ናውቲ ኣበርኪቱ። ትማሊ ኣብ ከተማ ኣምቦ መበል 20 ዓመት መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ዕረፍቲ ሎሬት ፀጋዬ ገ/መድህን ተኻይዱ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣዘርባጃን ኣትዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ብምዃን ናብ ኣዘርባጃን ኣትዮም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት እናተጠናኸረ…

መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ምስ ኣመራርሓታት መራኸብቲ ትካላትን ሰብ ሞያታትን ቀፃሊ ስራሕ ኮሚሽንን ተሳትፎ መራኸቢ ሓፋሻት ዙርያ ዘተ ኣካይዶም።…

ቀረብ ሕክምና ኦክስጅን ንምምሕያሽ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብብርኪ ሃገር ዘለው ኣፍረይቲ ሕክምና ኦክስጅን ቁፅሪ 85 በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ኣብ ኣወሃህባ ሕክምና ኦክስጅን ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልላትን ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት በዓል ዋናነት ዓዲጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተፃዋታይ ኣልናስር ክርስትያኖ ሮናልዶ በዓል ዋናነት ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት ዓዲጉ፡፡ ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲ ባላንዶር ኣብ ኣልሜሪያ 25 ሚእታዊት ብፅሒት ምግዝኡ እዩ ዝተገለፀ። ኣልሜሪያ ኣብ ካልኣይ ሊግ…