ኢትዮጵያ እተካይዶ መረፃ ንሃገር ጥራሕ ዘይኮነስ ንኣህጉር እውን ወሳኒ እዩ – ኡሁሩ ኬንያታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ንሃገር ጥራሕ ዘይኮነስ ንኣህጉር እውን ወሳኒ እዩ ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያን ሓላፊ ትዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ኡሁሩ ኬንያታ።
ሰኑይ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምዕዛብ ብኣቦ ወንበርነት ትዕዝብቲ መረፃ…