ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳታ ንዕብየት ሃገር ክነውዕሎ ይግባእ – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) mizan mekonen May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዳታ ንዕብየት ሃገር ክነውዕሎ ይግባእ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)። ኢትዮጵያ ናብ ልኡላውነት ዳታን ስታቲስቲክስን ኣብ ዝገበረቶ ጉዕዞ ዘመዝገበቶ ዓወት ጠመተ ዝገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዘርባጃን ዝርከብ ኣሳን ቀሊል ሓደ ማእኸል ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ዑደት ኣካይደን mizan mekonen May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ጎና ጎኒ መድረኽ ከተማታት ዓለም ኣብ ኣዘርባጃን ዝርከብ ኣሳን ቀሊል ሓደ ማእኸል ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ዑደት ኣካይደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዝሕለፈኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ስታቲስቲክስ ኣብ ሕርሻ ቆፀራ፣ ብስነ ህዝብን ጥዕና መፅናዕቲን ዝጭበጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ – ኣይተ ዓብዱልዓዚዝ ሸፋ mizan mekonen May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ስታቲስቲክስ ኣብ ሕርሻ ቆፀራ፣ ብስነ ህዝብን ጥዕና መፅናዕቲን ዘመናዊ ንምግባር ዝኽኣለ ዝጭበጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዕዞ ልኡላውነት ብሓበሬታ ስታቲስቲክስን ዘመዝገበቶ ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ይርከብ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ኣብ ማሕበረሰቡ ህይወት ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ይርከብ ኢሎም። ኣብ ክልል ዓፋር ዝተተግበሩ ፕሮጀክታት መመሓየሺ ናብራ ሰበኽ ሳግም ሎሚ…
ስፓርት ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ፤ ኣብቲ ውድድር ሜዳሊያ ወርቂ ንዘመዝገቡ ኣትሌታት 40 ሺሕ፣ ንሜዳሊያ ብሩር 25 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ኢንቨስትመንት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣአምባሳደር ኣብረሃም ንጉሴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ኢንቨስትመንት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ኣአምባሳደር እስራኤክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብረሃም ንጉሴ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፍሉይ…
ስፓርት ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ስለሺ ስህን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 667 ማእኸላት ፈተና ንሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ተዳልየን ኣለዋ mizan mekonen May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 667 ማእኸላት ፈተናታት ናይ ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ ሃገር ለኸ መእተዊ ፈተና ዩኒቨርስቲ ንምክያድ ኣገልግሎት ምምዛንን ፈተናን ትምህርቲ ምድላውእናገበረ ይርከብ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚድያ…
ስፓርት ቦርንማውዝ ምስ ማንቼስተር ሲቲ mizan mekonen May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 37 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ፣ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ተጓዒዛ ምሸት ሰዓት 3፡30 ምስ ቦርንማውዝ ክትገጥም ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ እትምራሕ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ውድድር ፅዋዕ እቲ ሊግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዘርባጃን ከተማ ባኩ ዝገበርናዮም ዑደት ንልምዓት ከተማታትና ዓብዩ ተመክሮ ዝረኸብናሉ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen May 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣብ ጎና ጎኒ መድረኽ ከተማታት ዓለም ኣብ ኣዘርባጃን ከተማ ባኩ ዝገበርናዮ ዑደት፣ ንልምዓት ከተማታትና ዓብዪ ተመክሮ ዝረኸብናሉ እዩ ኢለን። ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ዝርኸብ ጉጅለ…