ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣርክቴክት ዘበናዊት ቱርኪዬ እናተብሃሉ ዝፍለጡ ኤርዶሃን… mizan mekonen Feb 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኢስታንቡል ከንቲባነት ክሳብ መሪሕነት ሃገር ዝተጓዓዙን ኣርክቴክት ዘበናዊት ቱርኪዬ እናተብሃሉ ዝፍለጡ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1954 ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ዝተወለዱ ኤርዶሃን ናብ ፖለቲካ ዓለም ዝተፀምበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ረመዳን ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክነሕልፎ ይግባእ – ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ወርሒ ረመዳን ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክነሕልፎ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ። ወርሒ ረመዳን ኣመልኪቶም መግለፂ ዝሃቡ እቶም ፕሬዚዳንት÷ ንመላእ ማሕበረሰብ ሙስሊም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 9ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)9ይ ፎረም ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ፎረም “መፃኢ ግዘ ኣፍሪካ ብፋይናንስ ምድጋፍ፣ ስራሕን ኢኖቬሽን ንዘላቒ ትራንስፎርሜሽን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ቀንዲ ዕላማ እቲ ፎረም ቢዝነስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓውዲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ እተሃንፅን ትመርሕን ክትከውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዘበን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ተመልካቲት ጥራሕ ዘይኮነስ እቲ ዓውዲ እተሃንፅን ትመርሕን ክትከውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ማእኸል ፈጠራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂያዊ ጉልበት ሃፍቲ ማይ ንኣፍሪካ ዝገለፀት ኢትዮጵያ… Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ሓፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ትካላትን ሰብ ሞያ እታ ኣህጉርን ማእኸል ዲፕሎማሲ ኣብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ኣተኣናጊዳ ኢያ። ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መቐመጢት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘደንቕ ለውጢ ከተማና ነቶም ጉባኤታት ልዑል ሞገስ ኮይኑ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምህዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተቐባላይነታ ጋሻ ኢትዮጵያዊያንን ዘደንቕ ለውጢ ከተማናን ነቶም ጉባኤታት ልዑል ሞገስ ኮይኑ ኢዩ ኢለን። እተን ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን 2ይ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጀርመን ወታደራዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻ ፌዴሪኢ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ጀርመን ሙኒክ ዝተኻየደ መበል 62 ኮንፈረንስ ፀፅታ ሙኒክ ተሳቲፉ። እቲ ኮንፈረንስ ብሕጊ ኣብ ዝተመስረተ ዓለም ለኸ ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ንሓዱሽ ኣቦ መንበር ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻደ ዝቐነየ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ "ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ስርዓታት ሓለዋ ፅሬትን ምርግጋፅ፥ ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ…