Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

667 ማእኸላት ፈተና ንሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ተዳልየን ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 667 ማእኸላት ፈተናታት ናይ ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ ሃገር ለኸ መእተዊ ፈተና ዩኒቨርስቲ ንምክያድ ኣገልግሎት ምምዛንን ፈተናን ትምህርቲ ምድላውእናገበረ ይርከብ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚድያ…

ቦርንማውዝ ምስ ማንቼስተር ሲቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 37 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ፣ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ተጓዒዛ ምሸት ሰዓት 3፡30 ምስ ቦርንማውዝ ክትገጥም ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ እትምራሕ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ውድድር ፅዋዕ እቲ ሊግ…

ኣብ ኣዘርባጃን ከተማ ባኩ ዝገበርናዮም ዑደት ንልምዓት ከተማታትና ዓብዩ ተመክሮ ዝረኸብናሉ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣብ ጎና ጎኒ መድረኽ ከተማታት ዓለም ኣብ ኣዘርባጃን ከተማ ባኩ ዝገበርናዮ ዑደት፣ ንልምዓት ከተማታትና ዓብዪ ተመክሮ ዝረኸብናሉ እዩ ኢለን። ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ዝርኸብ ጉጅለ…

መልእኽቲ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራዊ ጉባኤ ብምርካብ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መደረኦም ከምዝገለፁዎ፣ ሓበሬታ ልክዕ ከም ወርቂ ክባር ሃፍቲ ሃገር ካብ ምዃኑ ሓሊፉ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ከምኡ…

ሓበራዊ ተረባሕነት ኢትዮ ስዑድ ዓረብ ንምሕላው ክልተኣዊ ርክብ ክጠናኸር ኣለዎ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ሓበራዊ ተረባሕነት ኢትዮ ስዑድ ዓረብ ንምሕላው ክልተኣዊ ርክብ ክጠናኸር ኣለዎ ኢሎም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኤልኬሬጅ ኣብ ክልተኣዊን ርክብን…

ሓበሬታ ጥንኹር ሃገረ መንግስቲ ዝህነፀሉ ቁልፊ ናይ ልኡላውነት ዓንዲ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓበሬታ ጥንኹር ሃገረ መንግስቲ ዝህነፀሉ ቁልፊ ናይ ልኡላውነት ዓንዲን ስትራተጂካዊ ሃፍቲ ናይዚ ዘመንን እዩ ኢሎም፡፡ "ልኡላውነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ" ብዝብል መሪሐ ሓሳብ ኢትዮጵያ ኣብ…

ቃላይ ሃሮማያ ዳግማይ ምውላድ ፍረ ሓምላይ ኣሰር እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዳግማይ ምውላድ ቃላይ ሃሮማያ ሓደ ካብ ፍረታት ሓምለዋይ ኣሰር እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ ሓምለዋይ ኣሰርን…

ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንምሻም ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 10፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንነበር ኣሰልጣኒኣ ጆዜ ሞሪንሆ ዳግም ንምሻም ከምዝተስማዕመዐት ተሓቢሩ፡፡ እቲ ዓመተ ውድድር ምስ ጋንታ ሃገሮም ቤኒፊካ ዘሕለፉ ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ፤ ናብ ነበር ገዝኦም ሳንቲያጎ ቤርናባው ንምምላስ ተስማዕሚዖም፡፡…

ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ዘድሀበ ዞባዊ ፎረም ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ዘድሀበ ዞባዊ ፎረም ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ዞባዊ ምትእስሳር ምጥንኻር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ኣፈ ጉባኤ…

ጉዕዞ ሉኣላዊነት ሓበሬታ ኢትዮጵያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዓለም ሉኣላዊነት ዝድፈር ብወረራ ዶብ ጥራሕ ዘይኮነስ ሓበሬታ ብምምስራቕ እውን ኢዩ። ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ እናወደቓ ኣብ ዝርከባሉ ዘበን፤ ሓበሬታኻ ምቁፅፃርን ልዕልነት ሕጊ ምርግጋፅን ጉዳይ…