Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛነታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓወልቲ ኣራት ኪሎ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ሓርበኛታት ጀጋኑ ጥንታዊት ኢትዮጵያ፣ ስድራ ሓርበኛታት፣ ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ካልኦትን ተረኺቦም። ካብዚ ብተወሳኺ ብዙሓት ነበርቲ…

ልዕልና ቴክኖሎጂ ዝሓትት ናይዚ ዘበን ሓርበኝነት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ ዘበን ሓርበኝነት ሓሳብ፣ ብልሒን ልዕልና ቴክኖሎጂን ዝሓትት ኢዩ ኢሎም ዋና ፈፃ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን እሁድ ኤኣይ ስቱዲዮን ብምትሕብባር ኣብ…

ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዙሪያ ቃላይ ጣና ዝርከብ ነበር ሆቴል ጣና ዓለም ለኸ ደረጃኡ ብዝሓለወ መልክዑ 'ፎር ፒ ቢ ኤስ' ብዝብል…

መዓልቲ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝኽበር መበል 85 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መድፍ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል። ብመሰረት እዚ ፅባሕ 27 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ሰዓት 12 ወጋሕታ 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ፋና ዲጂታል ኣብ…

ኢራን ናብ ወሽመጥ ሆርሙዝ ንምእታው ዝፈተና መራኽ ጦር ኣሜሪካ ብሚሳኤል ከምዝወቕዐት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ዘመሓላለፈቶ መጠንቀቕታ ብምጥሓስ ናብ ወሽመጥ ሆርሙዝ ንምእታው ዝፈተና መራኽብ ጦር ኣሜሪካ ብሚሳኤል ከምዝወቕዐት ተሓቢሩ፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኣብቲ ወሽመጥ መሕለፊ ስኢነን ጠጠው ዝበላ መራኽብ ዓጂቡ…

ትካላት ቴክኒክን ሞያን ተተካእቲ ፍርያት ብምፍራይ መፍትሒ ይኾና ኣለዋ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ቴክኒክን ሞያን ካብ ወፃኢ ዝኣትው ፍርያታት ብምፍራይ መፍትሒ ይኾና ኣለዋ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። መበል 16 ከተማ ለኸ ቅነ ቴክኒክን ሞያን “ቴክኖሎጂ ልህቀት ሃገር ንሃገራዊ ብልፅግና” ብዝብል መሪሕ…

103 ሓደሽቲ ከተማታት ገጠርን መንደራትን ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 103 ሓደሽቲ ከተማታት ገጠርን መንደራትን ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተረባሕቲ ኮይነን ኢሉ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ…

ኤቨርተን ምስ ማንቼስተር ሲቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 35 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም ኢያ። ሎሚ ምሸት ሓዊሱ ክልተ ፀወታታት ኣብ ኢዳ ተሪፍዋ ዘላ ማንቼስተር ሲቲ ምሰ ኣርሰናል ዘጋጠማ ናይ 6 ነጥቢ ፍልልይ…

ሃገራዊ ዘተ ኣፈላላይ ሓሳባት ካብ ምትእንጋድ ሓሊፉ እንታይ ይጠቕመና?

ብዙሕነት ሓሳብ ኣብ ዝረኣየሎም ዝተፈላለዩ ምሕበረሰብ ዓለምና ሃገራዊ ዘተ ከም ፈላማይ ኣማራፂ ተገይሩ እንትውሰድ ብዙሕ ኣይስተውዓልን፡፡ ብተፃራሪ ድማ ተሞክሮታት ከምዘርአእዩዎ ኣብ ኣፈላላይ ሓሳብ ግልፂ፣ መካተቲን ተኣማንነት ብዘለዎን መልክዑ ዘተ እንተዘይተገይሩ ቁስሊን ሕመምን ሃገር ናይ ምሕካም…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል ብምስዓር ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35ን ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል 3 ን 2 ስዒራ፡፡ ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማቲያስ ኩኛ፣…