ከፈልቲ ግብሪ ዝተሓሰበሎም ደረሰይ ናብ ማእኸላት ታክሲ ብምኻድ ክሰወስዱ ይግባእ – ሚኒስቴር እቶት
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ግእቶት ከፈልቲ ግብሪ ንመቕፃዕቲ ከይቃልዑ ዝተሓሰበሎም ደረሰይ ካብ ማእኸላት ታክስ ንኽወስዱ ኣተሓሳሲቡ።
ፍሉይ መፍለዪ ኮድ ዘለዎ መሸጣ ኢድ ብኢድ ናይ መሸታ ደረሰይ ካብ ሎሚ መዓል ጀሚሩ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ትግባር ምእታዉ ተሓቢሩ፡፡…