ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ወርቂ ዝወሃቦ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ተሓሪያ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ወርቂ ዝወሃቦ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ተሓሪያ። ኢትዮጵያ ኣብ 2027 ዝካየድ ደረጃ ወርቂ ዘለዎ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ኢያ ተመሪፃ ዘላ። ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ጉያ ሓደ መዓልቲ አሰትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ዘለዋ ሽም ደጊሙ ዘረጋገፀ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ውድድር ጉያ ሓደ መዓልቲ አሰትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ዘለዋ ሽም ደጊሙ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢለን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ ሎሚ…
ስፓርት መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል ከነማ ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል ከነማ 3 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ መቐለ 70 እንደርታን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ቦና ኣሊ…
ስፓርት ብሬንትፎርድን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 8፡30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ክልቲአን ጋንታትት ብዘይ ሸቶ 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢየን ተፈላሊየን። ፀወታታት እቲ ሊግ ቀፂሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተክርስቲያን ኪዳነ ምህረት እንጦጦ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ፤ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ነበር ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ኣምባሳደራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ትካላት ሃይማኖት ዝተጣየሻሉ ሕጊ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባር ግቡእ ኣለወን – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ትካላት ሃይማኖት ዝተጣየሻሉ ሕጊ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባር ግቡእ ኣለወን ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ዳግም ዓፂያቶ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ዳግም ከምዝዓፀወቶ ኣፍሊጣ። ትማሊ ኣብ ሞንጎ ሊባኖስን እስራኤልን ዝተገበረ ስምምዕነት ስዒቡ፤ ኢራን ንወሽመጥ ሆርሙዝ ንናይ ንግዲ መራኽብ ሙሉእ ብሙሉእ ክፍቲ ክኸውን ወሲና ዝነበረት ትኹን እምበር ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 46 ሚሊየን ዜጋታት ንመረፃ ተመዝጊቦም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዕሊ 46 ሚሊየን ዜጋታት ተመዝጊቦም ኢሉ። ካብ 28 ለካቲት ጀሚሩ ምዝገባ መረፅቲ ብኣማራፂታት ዲጅታልን ማኑዋልን እናተወገነ ይርከብ። ከይዲ ምዝገባ መረፅቲ ኣመልኪቶም እቲ ቦርድ ኣብ…
ስፓርት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ግራንድ ፕሪ ውድድር ጉያ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነን ይስማው ድሉን ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ግራንድ ፕሪ ውድድር ጉያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነን ይስማው ድሉን ተዓዊቶም፡፡ ውድድር ኣትሌቲክስ ግራንድ ፕሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። በዚ ድማ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዞባዊ ህንፀት ዞባዊ ኮሪደር መገዲ ዝግበር ሓገዝ ክጠናኸር ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዞባዊ ህንፀት መገዲ ኮሪደር ቀርኒ ኣፍሪካ ዝውዕል ሓገዝ ገንዘብ ክቀላጠፍ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ። ኢትዮጵያ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ ፅድያ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)ን ኣብ ዝተኻየደ መበል 28 ኣኼባ…