Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ብዝምልከት 9 ግዜ መዳፍዕ ክትኾስ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅባሕ ዝኽበር መበል 1447 ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ብዝምልከት 9 ግዜ መዳፍዕ ክተኩስ እዩ።
ሚኒስትሪ ምክልኻል ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፆ፤ ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12፡00 ነቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር 9 መዳፍዕ ክትኮስ እዩ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.