ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ድምፂ ይህቡ ኣለው On Jun 1, 2026 15 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ልዕልና ሕጊ ናይ ምኽባር ተልእኾኦም ብተወሳኺ ናይ ምምራፅ ዲሞክራስያዊ መሰሎም ተጠቒሞም ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ ድምፂ እናሃቡ ይርከቡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወረዳ 8 ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ዝርከብ ወረዳ 8 ጀነራል ጃጋማ ኬሎ ጣቢያ መረፃ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ድምፆም ሂቦም። 15 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint