Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢ ኢትዮጵያ ብንኣሽቱ ፕሮፖጋንዳ ክታለል ኣይኽእልን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓትን መንግስትን እትፈልጥ ጥንታዊት ሃገር ኢትዮጵያ ህዝባ ብንኣሽቱ ፕሮፖጋንዳ ክታለል ኣይኽእልን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድምፂ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን፤ ህዝቢ እታ ሃገር ካብ ንግሆ ጀሚሩ ንዘርአዩ ልዑል መንፈስ ጅግንነት ዝነኣድ እዩ፡፡
እዚ ህዝቢ ዝወሰዶ ስጉምቲ ዲሞክራስያዊ ስርዓትን መንግስትን ንምህናፅ ዘለዎ ሓያል ድሌት ዘርኢ ምዃኑን ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ ገዛእ ርእሱ ውሳነ ንኽወስድ ኣማኸርቲ ከምዘየድልዮ ብተግባር ተረጋግፅ ኣላ ኢሎም፡፡
ብዮናስ ጌትነት
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.