“ዘይሕጋዊ ሰንሰለት ድለላ ብምብታኽ ናህሪ ናብራ ንምቕራፍ ክንሰርሕ ኢና”-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣብ መንጎ መፍረይቲን ሸመትቲን ዘሎ ዘይሕጋዊ ሰንሰለት ድለላ ብምብታኽ ናህሪ ናብራ ንምቕራፍ ክንሰርሕ ኢና” ክብላ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣብ…