Fana: At a Speed of Life!

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝርከቡ ፋብሪካታት ፍርያታትን እታወታትን ዘሪፉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝርከቡ ፋብሪካታት ፍርያታትን እታወታትን ከምዝዘረፈ ተገሊፁ። ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝዓነዉን ዝተዘረፉን ፋብሪካታት ተዓዚቡ። ኣብ ከተማ ኮምቦልቫ 200 ናይ…

ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዶክተር ወርቅነህ ገበየው ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ክልል ሶማሌ ቅድሚ ሕዚ ዘይምርግጋእ ዝረአየሉ ክልል ከምዝነበረ ዶክተር…

ኢትዮጵያውያን ዘጋጠመ ፀገም ኩሉ ተቓሊስና እንስዕር ህዝብታት ምዃንና ሎሚ እውን ብተግባር ኣረጋጊፅና – ኣይተ እርስቱ ይርዳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ዘይደራደሩን ዘጋጠመ ፀገም ኩሉ ተቓሊሶም ዝስዕሩ ህዝብታት ምዃኖምን ሎሚ እውን ብተግባር ኣረጋጊፆም ኢዮም ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ  ኣይተ እርስቱ ይርዳው ገሊፆም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል ኣብ…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምፅዋርን ምላሽ ንመሃብን ዘኽእል ምድላው ተዛዚሙ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ወራሪ ፀላኢ እናወሰዶ ምስ ዝርከብ ዝተጠናኸረ ናይ መጥቃዕቲ  ስጉምቲ ጎና ጎድኒ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምፅዋርን ምላሽ ንመሃብን ዘኽእል ምድላው ከምዝተዛዘመ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…

ኢትዮጵያ ኣሰናዳኢነት መበል 17 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ካብ ፖላንድ ብዕሊ ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናደእነት ፖላንድ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 16 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ተዛዚሙ፡፡ ኣብ መዛዘሚ እቲ ጉባኤ ኣብ 2015 ዓ.ም ዝካየድ መበል 17 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ንምስንዳእ ኢትዮጵያ ካብ ፖላንድ ብዕሊ ተረኪባ ኣላ፡፡ ሚኒስተር ዲኤታ…

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ካብ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ጨንፈር ደሴ ልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዘረፋን ዕንወትን ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ጨንፈር ደሴ ልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዘረፋን ዕንወትን ምብፅሑ እቲ ኤጀንሲ ገሊፁ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝርከቡ ሰለስተ ዓበይቲ ጨንፈራት እቲ ኤጀንሲ ሓደ…

ንዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ዋና ዳይሬክተርነት ውድብ ጥዕና ዓለም ንምልዓል ዝዓለመ ወፍሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰብአዊነት ዝተፈጸሙ ገበናት ተሓታቲ ዝኾነ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ወጻኢ ኮይኖም እናመርሑ ዝርከቡ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ዋና ዳይሬክተርነት ውድብ ጥዕና ዓለም ንምልዓል ዝዓለመ ወፍሪ ይካየድ ኣሎ። ፈተውቲ ሃገር ኢትዮጵያውያንን ትውልደ…

ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግሰታት ሓደሓደ ሃገራት ከም መፈፀሚ ፖለቲካዊ ዛዕባአን ምጥቃመን ከምዘሕዘና ኢትዮጵያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግሰታት ሓደሓደ ሃገራት ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ናይ ባዕለን ፖለቲካዊ ዛዕባ ንምሱጋም እናተጠቐማሉ ኢየን ክብል” ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እዚ ኩነታት ኣዚዩ ከምዘሕዘኖ እውን እቲ ሚኒስቴር…

ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ልዕሊ 3 ሽሕ ጥይት ክዘዋወር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከባቢ ጠባሴ ኬላ ኣብ ዝተገብረ ፍተሻ 1 ሽሕ 937 ናይ ከላሽንን 1 ሽሕ 94 ናይ ብሬን ጠያይቲ ትማሊ ምሸት ሰዓት ክልተ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡ እቲ ጥይት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕል ዝኸኣለ፥ ሽጉርቲ ኣብ ዝፀዓነ…

ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ግምባር ዘመዝገቡዎ ዓወት ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓውደ ኲናት ዘሚቶም ኣመራርሓ ብመሃብ ንዘመዝገቡዎ ዓወት ልዑል ናእድኡ ገሊፁ። እቲ ሕብረት፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ኣቢቹ ኣባ መላ” ዝብል ስያሜ ሂቡ፡፡ ብኻሊእ መዳይ…