Fana: At a Speed of Life!

4ይ ልዑል ፎረም ኢንቨስት ቢዝነስ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)4ይ ልዑል ፎረም ኢንቨስት ቢዝነስ ኢትዮጵያ ካብ 17 ክሳብ 18 መጋቢት 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ፎረም ልዕሊ 7 ሚኢታዊ ዓለም ለኸ መራሕቲ ቢዝነስ፣ መውፃእቲ ፖሊሲን መሓዙት ትካላት ልምዓትን ዝሳተፉ እንትኾኑ፥…

ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ትካላት ትግበራ መካተቲ ሰላም ኣካል ትልመን ክገብራ ይግባእ – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም መሃመድ እድሪስ ዘተኣማምንን ዘላቒ ሰላምን ንምዕሳል ትካላት ትግበራ መካተቲ ሰላም ኣካል ትልመን ክገብራ ይግባእ ኢሎም፡፡ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምትሕብባር ኣቢያተ ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምውፃእ ሕጊ፣ ኣብ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዘይትሳተፍ ኣርባዕተ ግዘ ሻፒዮን እቲ ውድድር ዝኾነት ጋና

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ምክያድ ኣብ ዝጀመረ መበል 35 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ዘይሳተፋ ሃገራዊ ጋንታታት ሓንቲ ኣርባዕተ ግዘ ፅዋዕ እቲ ውድድር ዝዓተረት ጋና ትፅራሕ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዙሓት ከዋኽብቲ ዘርአየትና ጋና ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ሓይሊ ምህናፁ መርኣያ ሪፎርም ፀፅታና ኢዩ – ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ሓይሊ ምህናፁ መርኣያ ሪፎርም ፀፅታና ኢዩ - ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን አዲስ አበባ፣ ታሕሣሥ 12፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶኡ ፍሉይን ስትራቴጂያዊን ዝኾነ ኤሊት ሓይሊ ፖሊስ ምህናፁ ዓብዪ መርኣያ ሪፎርም…

ፍሉይ ሓይሊ ኮማንዶ ኣፀገምቲ ኦፕሬሽናት ብጅግንነት ዝፍፅም ኢዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል

አዲስ አበባ፣ ታሕሣሥ 12፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ሓይሊ ኮማንዶ ኣፀገምቲ ኦፕሬሽናት ብፍልጠትን ጅግንነት ዝፍፅም ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል፡፡ ኣካዳሚ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፖሊስ…

ዕቤት ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ኣብ ትምህርት ሕርሻ ትኹረት ምሃብ የድሊ – ኣረጋ ይርዳው (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕቤት ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ኣብ ትምህርት ሕርሻ ትኹረት ምሃብ የድሊ ኢሎም ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ዩኒቲ ኣረጋ ይርዳው (ዶ/ር)፡፡ ፕሬዚዳንቱ ከፋና ፖድካስት ጋር በነበራቸው ቆይታ÷ ኢትዮጵያ በርካታ የተፈጥሮ ሃብቶች፣ አምራች ዜጋ እና የቆየ ስራ…

ድሬዳዋ ከተማን ኣዳማ ከተማ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማን ኣዳማ ከተማን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 7:00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ ንድሬዳዋ ከተማ ያሬድ ታደሰ ከምኡ እውን ንኣዳማ ከተማ…

ኣብ ከተማ ደብረብርሃን 14 ሓደሽቲ ፋብሪካታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ሪጂዮ ፖሊታንት ከተማ ምምሕዳር ደብረ ብርሃን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ጥራሕ 14 ሓደሽቲ ፋብሪካታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም። ብኣካቢ ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣምባሳደር ግርማ ብሩ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብታ ከተማ…

ማሕለኻታት ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ንምፍታሕ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ኣብ ከተማ ደብረሃን ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ዝገጥኑዎም ማሕለኻታት ንምፍፍታሕ ዝዓለመ ዑደት እናካየደ ይርከብ። እቲ ዑደት ብሄራዊ ካውንስል ኣፍረይቲ ኢዱስትሪታት ኣምባሳደር ግርማ ብሩ ዝተመርሐ እንትኸውን፤…

ኣፍሪካ ብኾባኽብታ ትደምቀሉ ውድድር – ፅዋዕ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣፍሪካውያን ዝዓበየ መተኣኻኸቢ መድረኽ ዝኾነ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሰሜን ኣሪሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ክጅምር ኢዩ፡፡ ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ሊጋት ኣውሮፓ ዝፃወቱ ኣፍሪካውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ዝሳተፉሉ እዚ ኣህጉራዊ መድረኽ ሓደሽቲ…