ኣብ ሰሜን ናይዛ ሃገር ክፍሊ መንግስቲ ብሓላፍነት ስምዒት ዘካይዶ ናይ ሰብኣዊ ድጋፍ ክሽፈን ኣይግባእን – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ገዳኣት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ መበል 76 ናይ ው.ሕ.መ ጠቕላላ ጉባኤ ንምስታፍ ኒው ዮርክ ኣሜሪካ ዝኣተዉ እንትኾኑ፤ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሚስተር…