ፖሊስ ፌዴራል ምስ ሰራዊት ምክልኻልን ኢትዮጵያውያንን ብምትሕብባር ግብኣተ መሬት ፀላኢ ኣብ ዝሓፀረ ፈፂሙ ኣየር ሰላም ዝትንፍሰሉን ልምዓት ዘቀላጥፈሉን ክኸውን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን መላእ ኣካላት ፀፅታን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ኮሚሽነር ጀነራል ኣብ መልእኽቶም፥ ሓዱሽ ዓመት ካብ…