ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይፍትሓዊ ስምምዓት ክፍፍል ሃፍቲ ማይ ንምቕፃል ዝዓለመ ፕሮፓጋንዳ ግብፂ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ነዚ ዞባ ሓዱሽ ምዕራፍ ልምዓት ሓይሊን ምትሕብባርን ከፊቱ ኣሎ። ይኹን እምበር መራኸብቲ ሓፋሽን መንግስታዊ ኣካላትን ግብፂ ነዚ ጉዳይ ከም ሕፅረት ማይ ብምቕራብ ፖለቲካዊ ፀቕጢ ንምፍጣር ይጥቀሙሉ ኣለዉ። ምህናፅ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ንምንባር ዘየሕእል ስርዓት ኣልቦነት ፈጢሩ ኣሎ – ኣቶ ሃፍቱ ኪሮስ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 15፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ስምረት ኣቶ ሃፍቱ ኪሮስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ንምንባር ዘየሕእል ስርዓት ኣልቦነት ፈጢሩ ኣሎ ኢሎም። ኣቶ ሃፍቱ ከም ዝበሉዎ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንመናእሰይ እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ንምስፋሕን ተበፃሕነቱ ንምጥንኻርን ስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)መፍረያይነት ዓውዲ ሕርሻ በዝበለፀ ንምዕባይ ሓደሽቲ ቴክኖሎጂታት ሕርሻ ናይ ናይ ምትግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚት ስራሕ ኤክስቴንሽን ሕርሻ የኔነሽ ኤጉ ከም ዝበለኦ፤ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂካዊ ሽርክና ኢኮኖሚ ሃገራት ኣፍሪካን ባሕረ ሰላጤን ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ስትራቴጂካዊ ሽርክና ኢኮኖሚ ሃገራት ኣፍሪካን ባሕረ ሰላጤን ንምጥንኻር ብቖራፅነት እናሰርሐት ትርከብ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ሃገራት ኣፍሪካን ባሕረ ሰላጤን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ዝዓለመ መድረኽ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ዝተረጋገአትን ሓድነታ ዝበርተዐን ሃገር ንምህናፅ ዘኽእል እዩ – ምሁራን Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዘይምርድዳእ ብምፍታሕ ዝተረጋገአትን ሓድነታ ዝጠንከረን ሃገር ንምህናፅ ዘኽእል እዩ ኢሎም ምሁራን ዩኒቨርሲቲ ጅማ። ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ መምህር ነፅናዕቲ ፖሊሲን መሪሕነትን ፍሬው ኣምሳሉ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ከይዲ ህንፀት ሃገር ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክልል ኣየር ሃገር ብጥንቃቐ ዝሕሉ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ … ንስሪ ሰማይ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሉኣላዊነት ሓንቲ ሃገር ብዘተኣማምን መንገዲ ንምሕላው ካብ ዘድልዩ ነገራት ሓደ እዋናዊ ሓይሊ ኣየር ምህናፅ ቀንዲ ተረቋሒ እዩ። ሓይሊ ኣየር ሓንቲ ሃገር ንክልል ኣየራ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ብንቕሓትን ብጥንቃቐን ናይ ምሕላው ሓላፍነት ኣለዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሞክሮ ግፋ ካብ ሻዕቢያ ዝቐድሐ ዘይሕጋዊ ህወሓት Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብዚ ቐረባ እዋን ንመናእሰየ እቲ ክልል ብግዲ እናገፈፈ ናይ ውግእ ፃውዒት የስምዕ ኣሎ። ካብ ዝፍጠር ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ካብ ኲናት ወፃእ ኣፈላላይ ብሰላማዊ ዘተ ናይ ምፍታሕ ታሪኽ ዘይብሉ እዚ ዘይሕጋዊ ጉጅለ፤ ምስ ወፃኢ ሓይልታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመናእሰይ ተቓውሞ ዝገጠሞ ገበን ግፋ ዘይሕጋዊ ህወሓት Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብግልፂ ብምጥሓስ ኣብ ልዕሊ መናእሰይ ክልል ትግራይ እናተፈፀመ ዝርከብ ኣገዳዲ ግፋ፣ ማእሰርቲን ተግባር ጭቆናን ጠጠው ክብል ይግባእ ኢሎም ካብ ግፋ ዘምመለጡ መናእሰይ ተወለድቲ ክልል። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓለዋ ህይወት ዱር ንትውልዲ ብምስጋ ካብ ኣፍሪካ መሪሕ እያ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኢትዮጵያ ንዘበናት ዘኻዕበተቶ ሓለዋ ህይወት ዱር ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣብ ምስጋር ካብ ኣፍሪካ ብቕድሚት ትፅራሕ ኢያ ኢሎም። በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ኢትዮጵያ መበል 60 ዓመት በዓል መስረታኡ "60 ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ነጋሪት ኲናት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓትን እምቢታ ህዝቢ ትግራይን Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2026 0 ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብምጥሓስ፣ ንግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ እውን ኣፍሪሱ እዩ። እቲ ጉጅለ ምስ ወፃኢ ሓይልታት ብምትሕብባር ኣንፃር ኢትዮጵያ ኲናት ንምኽፋት ናይ ኲናት ነጋሪት እናስመዐ ይርከብ። ይኹን እምበር፣ ህዝቢ ትግራይ እምቢ ንኲናት ምባሉ ብግልፂ ኣብ…