Fana: At a Speed of Life!

ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ኣቢሎም ኣብ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ሂቡ፡፡ እቲ ባንኪ ምስ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ሓዱሽ ፍቓድ…

ሰብ ተኮር ስራሕቲ ልምዓት መንግስቲ መደመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዓውዲታት ጭቡጣት ዓወታት ዘመዝገበ እንትኸውን፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕቲ ልምዓቱ ልዑል ለውጢ ኣምፂኡ ኢዩ። መንግስቲ መደመር ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣…

ሸንሸል ዕንወት

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምድኻምን ኣብቲ ዞባ ዝለዓለ ፀብለልታ ንምሓዝን ዝደልዩ ታሪኻውያን ፀላእቲን ናይ ወፃኢ ሓይልታትን፣ ብዝተራቐቐ መገዲ ካብ ዝጥቀሙሉ ሓደ ሜላ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ልምዓትን ከይዓስል ምግባር እዩ። ኣብ ኣልፋሽጋ ካብ ዘሎ ወጥሪ ዶብ ብዝዘለለ ስዉር ኢድ ጀሚሩ፣…

ንሕና ኣፈላላይና ናይ ምፍታሕ ጥንኩር ባህሊ ዘለና ህዝቢታት ኢና

ኢትዮጵያውያን ብብዙሕነት ተኸባቢርና እንነብር፣ ኣፈላላያትና ብልዝብን ብሽምግልናን ናይ ምፍታሕ ጥንኩር ባህሊ ዘለና ህዝቢታት ኢና። እዚ ሰናይ ዘኹርዕ ልምድና ሃገራዊ ልዝባት ክንጥቀመሉን ብሓባር ዘላቒ ሰላም ክንሃንፅን ልዑል መሰረት ዝኸውን ኢዩ። ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሃገራዊ…

ድሌትን ረብሓን ኢትዮጵያ ጠጠው ዘብል ሓይሊ የለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብብዙሕ ዝተሓላለኹ ፀገማት ንኽትሓልፍ ብናይ ውሽጢ ባንዳታት፣ ዝኾረዩን ጥቕሚ ዝደልዩን ብዙሓት ሽርሒታት እናተሰርሓ ፀኒሑ ኢዩ፡፡ ማሕበረብ ነኒባዕሉ ብሃይማኖትና ብብሄር ከጋጭዉ ዝኽእሉ ኣጀንዳታት ብመሃብ ረብሓ…

ኢትዮጵያ ከይዲ ኮፕ32 ንምትግባር ቆራፅ ኢያ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፕሬዚዳንት ኮፕ32ን ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ከይዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ (ኮፕ32) ንምትግባር ቆራፅ ኢያ ኢሎም። ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ፕሬዚዳንት ኮፕ21 ምስ ዝኾኑ ሎረን ፋቢየስ ዕዉት ጉባኤ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ጉዳያት ወፃኢን ድሕንነት ፖሊሲን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ጉዳያት ወፃኢን ድሕንነት ፖሊሲን ሕብረት ኣውሮፓ ካያ ካላስ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሕብረት ኣውሮፓ ላዕለዋይ ተወካሊ…

ናይ ምኽክር መድረኻት ስሕተት ንምእራምን ትኽክለኛ ውሳነታት ንምውሳንን ዕድል ይህቡ – ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ መድረኻት ዘተ ስሕተት  ንምእራምን ትኽክለኛ ውሳነታት ንምውሳን ዕድል ዝህቡ ኢዮም ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ…

እቲ ዘተ ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዶዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ኢሎም ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ሰላምን ድሕንነትን ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዶዬ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ መርሃ ግብሪ መጀመሪ…

ብሃይለ ቃል ተጀሚሩ ብሓሃይሊ ስጉምቲ ዝዛዘም ባህሊ ፖለቲካ ንመወዳእታ እዋን ከትርፍ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ወናኒት ብዙሕ ታሪኽን ብዙሓት ስልጣነታትን ትኹን እምበር ፖለቲካና ብሓይለ ቃል ተጀሚሩ ብሓይሊ ስጉምቲ ምድምዳሙ ቀንዲ ስብራትና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኢትዮጵያ ቀዳማይ…