Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ሃገሩ ብብቕዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ፈልሲ ናይ ምትካል ዝፀንሐ ባህሊ ኣለዎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሃገሩ ብብቕዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ፈልሲ ናይ ምትካል ዝፀንሐ ባህሊ ኣለዎ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሰራዊት ምክልኻል ኣብ…

ብመንፈስ ወናንነት ህዝቢ ኣብ ድሮ እቲ ዕለት ዝበፅሐ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሮ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ዝካየደሉ ዕለት ንርከብ። ኣብዚ ንምብፃሕ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ካብ ምዕራፍ ቅድመ ምድለው ጀሚሩ ብዙሕ ተሰሪሑ ኢዩ። እቲ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ሸሞንተ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ንምዝታይ ምድላዋቱ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣሚር ሼክ ሃማድ ቢን ካሊፋ ኣል ታኒ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኳታር ቤተ መንግስቲ ሉሳይል ብምርካብ ንኣሚር ሃማድ ኣልታኒን ስድረኦምን ኣፅናዕኒዖም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ነበር ኣሚር ሼኽ ሃማድ ቢን ካሊፋ ኣልታኒ ዝተሰመዖም ሓዘን ንምግላፅ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቤኒን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ ንፕሬዝዳንት ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ‎ተቐቢለ ኣብ ሓራዊ ጉዳያት ብምድሃብ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ወታደራዊ ዒላማታት ኢራን መጥቃዕቲ ፈኒያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራን ብወሽመጥ ሆርሙዝ ዝሓልፋ ናይ ንግዲ መራኽብ መጥቃዕቲ ፈፂማ ብዝብል ኣሜሪካ ኣብ ሓደ ለይቲ ብዙሓት ወታደራዊ ዒላማታት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ። ጦር ኣሜሪካ ወሽመጥ ሆርሙዝ ንዓለም ለኸ ንግዲ ወሳኒ መመሓላለፊ ብምዃኑ ኢራን…

ልምዓትን ሰብኣዊነትን ብኣገልግሎት ወለንታ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ወለንታ ናይ ፅባሕ ዝማዕበልት ኢትዮጵያ ኣብ ምሕንፃፅ ልዑል እጃም ኣለዎ፡፡ ኣገልግሎት ወለንታ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ብዝፈጥር ፀገም ሕድሕድ ብምትሕግጋዝን ብምትሕስሳብን ክፉእ ግዘ ብሓባር ናይ ምሕላፍ ባህሊ ኢዩ። ኣብ…

ኣብታ ከተማ 350 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም 350 ቢሊዮን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ናይ እቶት መሰረት ብምስፋሕ ዝእከብ ኣታዊ ፍትሃዊነትን…

ኮሪደር ገፀር፣ ንህይወት ካብ ጉስቁልና ናብ ሰብኣዊ ክብሪ…

ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሕድሕድ ሓረስታይ ገዛን ሜላ ኣነባብሩኡን ብምልዋጥ ብብርኪ ስድራ ኩለመዳይ መዕባለ ንምርግጋፅ ዝተዓለመ ሰብ ተኮር ልምዓት ኢዩ። ኣብ ከተማታት ዝተመዝገበ ዓወት ኮሪደር ልምዓት ናብ ገፀ ክፋል ኢትዮጵያ ብምስፋሕ፣ ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲን ዘላቒ ማሕበራዊ ስግግርን ንምፍጣር ከም…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ኣቀባብላ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ለቤኒን ሪፐብሊክ ፕሬዚዳንት ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ናብ…

ኢትዮጵያ ንኬንያ 1 ኪሎ ዋት ሰዓት ኢነርጂ ብ24 ብርን 07 ሳንቲምን ንምቕራብ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኬንያን ንሓደ ኪሎ ዋት ሰዓት ኢነርጂ ብ24 ብርን 07 ሳንቲምን ንምቕራብ ዘኽእል ሓዱሽ ቀረብ ስምምዕነት ሓይሊ ተፈሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ቀረብ ሓይሊ ዋና ፈጻሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጌቱ ገረመው (ኢ/ር)ን…