Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣካቢት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምትእስሳር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ኣቦ መንበርነት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ምትእስሳር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምብራቕ ኣፍሪካ ካብ ግብፂ ተረኪባ፡፡ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝጀመረ መበል 37 ፍሉይ ኣኼባ ስቲሪንግ ኮሚቴ ምትእስሳር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ውዒሉ።…

ብምዝታየን ሃገር ዝሃነፃ ሃገራት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ታሪኽ ዓለም ብኲናት፣ ድኽነትን ከቢድ ማሕበራዊ ቅልውላውን ሓሊፈን ሎሚ ኣብ ብራኸ ምዕባለ ዝበፅሓ ሃገራት ኣለዋ። ናይዘን ሃገራት ዓወት ምስጢር ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘይኮነስ፤ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኮይነን ዝዘተያሉን ሓበራዊ ብሄራዊ ምርድዳእ ዝፈጠሩሉ…

ብዝሃ ዘፈር ኢኮኖሚ …

ኢትዮጵያ ብመመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚን ኣምር መደመርን፤ ካብ ፅግዕተኛነት ንፅል ዘፈር ብምንጋፍ ናብ ብዝሃ ዘፈር ስርዓት ኢኮኖሚ እናተሰጋገረት ትርከብ፡፡ ሓደን ቀንዲን ጥንካረ ብዝሃ ዘፈር ኢኮኖሚ ምደማር ኢዩ። ዓውዲ ሕርሻ ንኢንዱስትሪ እታወት ጥረ ኣቑሑት ብምቕራብ፣ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ…

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ንሲዳማ ቡና 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና፡፡ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኢትዮጵያ፤ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኮንኮኒ ሃፌዝን በየነ ባንጃን…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልኣይ ዙር መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ኣብቂዑ ምስበሉ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ካልኣይ ዙር መጥቃዕቲ ፈፂማ፡፡ ዋሽንግተን በዚ መጥቃዕቲ ልዕሊ 90 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ዝገለፀት እንትትከውን፥ ሰብ መዚ ኢራን ብግደኦም እዚ ፀወታ…

ሞዴል ናይ ከተማ ብሎካት ኣዲስ ኣበባ …

ኣብ ታሪኽ ልምዓት ከተማ ኢትዮጵያ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ ናብ ክልል ከተማታት ዝተስፋሕፈሐ ልምዓት ኮሪደር ምስሊ ከተማታት ብዝለዓለ ደረጃ እናቐየረ ይርከብ። ጎድና ጎድኒ እዚ ሰፊሕ ምንቅስቓስ ልምዓት ድማ ኣብ ውሽጢ ዘላ መንሪ መንደራት ደረጃ ንምምሕያሽ ዝተጀመረ ዝተዋደደ ሞዴል…

ሕቶ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ተፈጥሮኣዊ መሰል ኢዩ – ዩናይትድ ኪንግደም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ካብ 130 ሚሊየን ህዝባን ቅልጡፍ ዕቤታን ዝፈልፈለ ተፈጥሮኣዊ መሰል ኢዩ ኢሎም ምክትል ኣምባሳደር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኢትዮጵያ ሉክ ብሎክ፡፡ እቶም ምክትል ኣምባሳደር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ማሕበረሰብ…

ፕሬዚዳንት ሲሼልስ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሲሼልስ ፓትሪክ ሄርሚኔ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብምዕዋቶም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም ውፅኢት እቲ መረፃ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ…

ኣርጀንቲና 2 ን 0 ካብ ምምራሕ ተበጊሳ ንግብፂ ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፀመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ሃገራት ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ብ2 ኣፈላላይ ሸቶ እናተመርሐት ፀኒሓ ንግብፂ 3 ን 2 ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፀመ ክትፅምበር ክኢላ፡፡ ናይ ኣርጀንቲና ሸቶታት ሊዮኔል ሜሲ፣ ክረስቲያን ሮሜሮን ኢንዞ ፈርናንዴዝን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ተዛቲዮም፡፡   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬሽን ሩሲያ ሰርጌ…