Fana: At a Speed of Life!

እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ 2 ን 1 ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ። ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ኣትላንታ ዝተኻየደ ፀወታ እንግሊዝ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሃሪ ኬን ኣምዘጊቡወን፡፡…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሊዮን ሓዱሽ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፈረንይ ከተማ ሊዮን ሓዱሽ ናይ መገደኛታት በረራ ከምዝጀመረ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እዚ ድማ ነቲ መገዲ ኣየር ኣብ ፈረንሳይ 3ይ፣ ኣብ ኣውሮፓ ድማ መበል 23 ከምኡ እውን ቁፅሪ ዓለም ለኸ መብፅሒኡ 146 ዘብፀሖ ከምዝኾነ…

ብራኸ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዞባዊን ኣህጉራዊን መድረኻት

ብራኸ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዞባዊን ኣህጉራዊን መድረኻት ርክባት ወፃኢን ታሪኽ ዲፕሎማሲን ኢትዮጵያ ነዊሕ ዘበናት ዘቑፀረን ልዑል መሰረት ዘለዎን ኢዩ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ እታ ሃገር እናተኸተለቶ ትርከብ ጎረቤት ተኮርን በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማሲን ብዙሕ ስትራቴጂካዊ ዓወታት ኣመዝጊቡ…

ሉኣላዊነት ናይ ምሕላው ዓቕሚ ክብ ዘበለ ሪፎርም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መሰረታዊ ዓምዲታት ዝኾነት ትኹን ሉኣላዊት ሃገር ምሰሶዎች ሓደ ትካላት ፀፅታ ልዑል ቦታ ይሕዛ። ሓይሊ ምክልኻል፣ ትካላት ሓበሬታ፣ ፖሊስን ካልኦት ውዳበታት ድሕንነትን ዶብ ሃገርን፣ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት፣ ድሕንነት ዜጋታትን ብሄራዊ ረብሓ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 80 ቢሊየን ብር ትርፊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2025/26 ዓ.ም 80 ቢሊየን ብር ትርፊ ረኺቡ፡፡ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ ኣፈፃፅማ በጀት 2025/26 ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ባንኪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት 648 ቢሊየን ብር…

ካብ ስግኣት ስነ-ምህዳር ናብ ተምሳሌት ፕላኒንግ ከተማ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንብዙሓት ዓመታት ንኣዲስ ኣበባ እናጨነቐን ስግኣት ጥዕና ነበርታን ኮይኑ ዝፀንሐ ብኽለት ሩባታት ሎሚ ኣብ ልምዓት ወሰን ሪባ እንጦጦ-ቀበና ኣቢሉ ታሪኹ ቀይሩ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ታራ ናይ ፅባቐ ስራሕቲ ዘይኮነስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ንእትኽተሎ…

ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምምዝጋብ ዘኽእል ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ሕታም መግለፂ ፀብፃብ ኣካውንታት መሬትን ናይ ተፈጥሮን ኣካውንቲንግን ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ባንኪ ዓለም ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ዘሰናደኦ እቲ ፍኖተ ካርታ፤ ማይ፣…

ፈረንሳይ ምስ ስዊድን – ኮትዲቯር ምስ ኖርዌይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 32 ሎሚ እውን ክቕፅሉ ኢዮም፡፡ ንምድባ ብፀብለልታ እናመርሐት ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈረንሳይ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ሰዓት 6 ምስ ስዊድን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እንጦጦ ፓርክ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ሓዊሱ ብዙሓት ኣምባሳደራተ ወፃኢ ሃገራት፣ ዲፕሎማሰኛታትን ሓለፍቲ…

መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ማእኸል ፈተና ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ብምርካብ እቲ ከይዲ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ ፈተና ብዝተፈላለዩ ዙራት…