ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ኪዳኔ ምስጋናው ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣማኻሪ ፋና 80 ኩለመዳይ ናይ ጥበብ ሰብ ኣርቲስት ኪዳኔ ምስጋናው ብዘጋጠሞ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ፀኒሑ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ኣርቲስት ኪዳኔ 23 ግንቦት 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈለየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ተዛዚሙ ኢሉ ኮማንድ ፖስት መረፃ ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ድምፂ ናይ ምሃብ ከይዲ ፍፁም ሰላማዊን ዕዉትን ኮይኑ ከምዝተዛዘመ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረዳት ኮሚሽነር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ድፂ ሂባ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 4 ኣብ ዝርክብ ጣቢያ መረፃ ብምርካብ ድምፅ ሂባ። እታ ኣትሌት መረፃ በቢሓሙሽተ ዓመት ሓደ ግዘ ዝመፅእ ብምዃኑ ህዝቢ ይሰርሐለይ፣ ይውክለኒ ንዝብሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ዜግነታዊ መሰሉ ብምጥቃም ድምፁ ይህብ ኣሎ – መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊያን መሰሎም ብምጥቃም ብፅቡቕ ኩነታት ድምፆም ይህቡ ኣለዉ ኢለን መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ በዓል መዚ በየነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ ኢጋድ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ (ዶ/ር)፡፡ መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰዓት ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ታራ ሒዞም ዝፀንሑ መረፅቲ ክሳብ ዝመርፁ ክቕፅል ኢዩ - ቦርድ መረፃ ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ መሃብ ድምፂ ቅድሚ ሰዓት 12 ሰልፊ ሒዞም ዝፀንሑ መረፅቲ ክሳብ ዝመርፁ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተዓዘብቲ ኣብ ዘዋፈርናሎም ጣቢያታት መረፃ 99 ሚኢታዊ ብዘይገደብ መረፃ ተዓዚቦም – ሕብረት ንመረፃ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ትካላት ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ንመረፃ ተዓዘብቲ 99 ሚኢታዊ ብዘይምንም ገደብ ናብ ጣቢያታት መውሀቢ ድምፂ ኣቲዮም ክዕዘቡ ከምዝኸኣሉ ሓቢሩ። ሕብረት ትካላት ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ንመረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ክሳብ ሰዓት 7 ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ መረፃ ዘይተገበአ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣይተርኣየን – ኢሰመኮ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ መረፃ ዘይተገበአ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣይተዓዘብኩን ኢሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመኮ)። ብዋና ኮሚሽነር ኢሰመኮ ብርሃኑ ኣዴሎ ዝተመርሐ ጉጅለ እቲ ኮሚሽን ኣብ ጣቢያታት መረፃ ኣርባምንጭን ጅማን ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንደቅና ናይ ፅባሕ ተስፋን ዕጫን ክንብል መርሪፅና – ኣዴታት ክልል ሶማሌ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዴታት ክልል ሶማሌ ንደቅና ናይ ፅባሕ ተስፋን ዕጫን ክንብል ናፃ ብዝኾነ መልክዑ ድምፅና ሂብና ኢለን። እተን ኣዴታት ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንሃገር ይጠቅም ንዝብለኦ ፓርቲ ድምፀን ከምዝሃባ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ገሊፀን፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ሃገር እነቐፅለሉን ዴሞክራሲ እንለማመደሉን ኢዩ – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መረፃ ሃገር እነቐፅለሉን ነፅነዐሉን፣ ዴሞክራሲ እንለማመደሉን ኢሉ እውን ንሃገር ዋጋ ዝኸፍሉን ዘይኸፍሉን ዝፍለየሉ እውን ኢዩ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሜላትወርቅ ሃይሉ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ከይዲ መሃብ ድምፂ ይከታተሉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ከይዲ ምሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ይከታተሉ ኣለዉ። ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጄ ማሲንጋ እውን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ቦርድ…