Fana: At a Speed of Life!

ዕቤት መፍረያይነት ሕርሻ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረባ ዓመታት ዓውዲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዝናብ ጥራሕ ዝነበሮ ፅግዕተኝነት ብምንካይን ፍርያት ዝራእቲ ውሽጢ ሃገር ብምዕባይን ልዑል መዋቕራዊ ለውጥታት ኣካይዱ እዩ። ብመንግስቲ መደመር ዝተዘርግሑ ዓበይቲ፣ ማእኸለዎትን ኣናእሽተይን መሰረተ…

ሓድሽ ምዕራፍ ቱሪዝም ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣብ ማዕቐፍ ህንፀት መሰረተ ልምዓት፣ ልምዓት ኮሪደርን ኮንፈረንስ ቱሪዝምን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ በፂሑ ይርከብ። ብመመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ሸርፊ ወፃኢ ንምዕባይ ትኹረት ካብ ዝተውሃቦም ዘፈራት ሓደ ዓውዲ ቱሪዝም…

ዓወት ልምዓት ኢትዮጵያ ስርናይ ብዓይንና ርኢና ኣረጋጊፅና – ኣፍሪካውያን ክኢላታት እቲ ዓውዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካውያን ተመራመርቲን ክኢላታት እቲ ዓውዲን ዓወት ልምዓት ስርናይ ኢትዮጵያ ብዓይንና ርኢና ኣረጋጊፅና ኢሎም። ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ትራንስፎርሜሽን ስርናይ ምቅልጣፍ፣ ቴክኖሎጂታት ምስፋሕን ብሄራዊ ስርዓታት ዝራእቲ ንምጥንኻርን ዘድሀበ ዓለም…

ሓደራ ህዝቢ ዝሓለወ መንግስቲ መደመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ፅባሕ 6ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ብህዝቢ ተቐባልነት ዝረኸቡ ውፅኢታውያን ስራሕቲ ልምዓትን ኢኮኖሚን ኣካይዱ። ህዝቢ ነዞም ውፅኢታት ልምዓት ከም ዝተቐበሎም ካብ ዘረጋገፀሉ መንገድታት ሓደ፤…

ሚኬል ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ውዕሉ ንምሕዳስ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ ምስታ ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝተመሓየሸ ሓዱሽ ውዕሊ ንምፍርራም ተሰማዕሚዑ። ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ ኩንትራት ኣብዚ ዘበነ ውድድር ዘብቅዕ ዝነበረ እንትኸው፤…

ኣሜሪካ ብመጥቃዕቲ ኢራን ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ዳግማይ ንምህናፅ ዝውዕል 5 ቢልዮን ዶላር ፈንድ ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ንኣባል ሃገራት ሰላጤ ንብረት ንዝኾኑን ብመጥቃዕቲ ኢራን ጉድኣት ዝበፅሖምን መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ዳግማይ ንምህናፅ ዝውዕል 5 ቢልዮን ዶላር ፈንድ ዕላዊ ገይራ። ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ዕላዊ ዝገበሮ ፈንድ ዳግመ ህንፀት፤ ሃገራት ሰላጤ…

በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት “ኢሬቻ ንብሄራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ኦሮሚያ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት “ኢሬቻ ንብሄራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር ኢዩ ኢሉ። ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ 2019 ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ሓላፊት ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን…

ብሄራዊ ረብሓን መስመር ሉኣላዊነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ብዙሓት ውሽጣዊን ደጋዊን ፈተናታት ኣተኣናጊዳ እያ፤ እንተኾነ ግን እዞም ፈተናታት ብፅንዓት ክትሰግሮም ዝኸኣለት ብፍቕሪ ሃገር ህዝባን ሓቢርካ ጠጠው ናይ ምባል ብርቱዕ ተግባርን እዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…

ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣቀባብል ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ጉያ ጎደና ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣቀባብል ተገይሩሉ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትበፅሕ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር ኣትሌት…

ሓይሊ ድሮን ኣፍሪካ – ኢትዮጵያ!

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ግመ ክረምቲ ተቐንጢጡ ተናፋቒት ፀሓይ መስከረም ዝወፀትሉ ዕለት ልክዕ በዛ ሎሚ ዓመት እዩ ነይሩ፤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ፋብሪካ ምፍራይ ድሮን ኤሮ ኣባይ ዝተረኽቡ። ኣብቲ እዋን ንንግዳዊ ኣገልግሎት ካብ ዝውዕሉ ድሮናት…