Fana: At a Speed of Life!

ናይ ክልል ትግራይ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምጅማሩ ትኽክለኛ ውሳነ ኢዩ – ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ክልል ትግራይ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምጅማሩ ትኽክለኛ ውሳነ ኢዩ ኢለን ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም። ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም ቅድም ክብል ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብምዃን እናገልገላ ምፅነሐን ይዝከር።…

እናዓበየ ዝመፅአ ኮንፈረንስ ቱሪዝም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እናዓበየ ዝመፅአ ኮንፈረንስ ቱሪዝም ንኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዲፕሎማሲን ንግዲን ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ተመራፂት ይገብራ ኣሎ። መንግስቲ ዝወገኖም ሰፋሕቲ ስራሕቲ ሪፎርምን ህንፀታት መሰረተ ልምዓትን ስዒቡ ኣብቲ ዓውዲ ምንቕቓሕ ብምፍጣር ኣብ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 1 ሚሊየን ሊትር ነዳዲ ተታሒዙ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ብዝተገበረ ቁፅፅር ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 1 ሚሊየን ሊትር ነዳዲ ተታሒዙ ኢሎም። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ንግዲን ቱሪዝምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምእካብ ኣጀንዳን ምፍላይ ተሳተፍቲን ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምእካብ ኣጀንዳን ምፍላይ ተሳተፍቲን ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ መርሃሐ ግብሪ መጀመሪ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ ከምዝበሉዎ÷…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ከባቢ የተባበሩት ኣደባባይ አካባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓደ ሰብ እንትሓልፍ 3 ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣጋጢሙ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ቶማስ…

ባንኪ ቻይና ንመህነፂ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ሓገዝ ፋይናንስ ንምግባር ድሌት ኣርእዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ቻይና ንመፈፀሚ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ሓገዝ ፋይናንስ ንምግባር ድሌት ኣርእዩ፡፡ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብን ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ ባንኪ ቻይና ዕዉት ዘተ ኣካይዱ፡፡…

ፈተናታት ናብ ዕድል – መግለፂ ናይ ለውጢ መንግስቲ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ካብ ዝኾነሉ 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠሙ ብዙሓት ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ፈተናታት ናብ ዕድል ብምልዋጥ ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም። ኣብ ለውጢ ዓመታት መንግስቲ ካብ ሞንጎ ዘጋጠሙ ፈተናታት፤ ምስ ዓብዪ ግድብ…

ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንበዓል ፋሲካ ፃውዒት ምቁራፅ ተኹሲ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንበዓል ፋሲካ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዝኽበር በዓል ፋሲካ ኦርቶዶክስ ክርስቲያን ምኽንያት ብምግባር ሃገሮም ንምቁራፅ ተኹሲ ድልውቲ ከምዝኾነት…

ንኢትዮጵያዊያን ዘቐደመ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ለውጢ ዓመታት ንዜጋታት ዘቐደመ ‘ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ’ ብዙሓት ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ፡፡ ቅድሚ ለውጢ ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ይኽፋኣዮም ይጥዓሞም እዝኒን ዓይኒን ዘይብሉ ጉዳዮም ጉዳዩ ዘይኮነ መንግስቲ ከምዝነበሮም ብዙሓት…

ጋና ንኣሰጣኒ ኦቶ አዶን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ኦቶ ኣዶ ተሰናቢቱ፡፡ ጋና ትማሊ ምሸት ምስ ጀርመን ኣብ ዝገበረቶ ናይ ምሕዝነት ፀወታ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታታተልቲ ፀወታታት ምስዓራ ንምስንባት እቲ ኣሰልጣኒ ምኽንያት…