ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣዲስ ኣበባ ዝገለፀ ናይ መጋቢት ለውጢ! Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2026 0 መጋቢት ኣብ ዑደት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍን ዝኸፈተ መብሰሪት ጅማሮ ምዕራፍ ለውጢ ኮይና ተፃሒፋ ኢያ፡፡ ኣብ 24 መጋቢት ዝተበሰረ ለውጢ ኣብ ፈተናታት ውሽጢ ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ዘሳግሩ ዓወታት እናመዝገበ ቀፂሉ ኣሎ፡፡ በዚ ለውጢን ስብራት ኢትዮጵያ ናይ ምሕካምን ጉዕዞ ኢትዮጵያ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 2ይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክተካይድ ኢያ… Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2027 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናይ መልሲ ፀወታኣ ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ክትገብር ኢያ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ሞሮኮ ብምምራሕ ዝገበረቶ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ይዝከር፡፡ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሓፋርነት ዝተላቐቐ ፖሊሲ ጉዳያ ወፃኢ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ፖሊሲ ጉዳያ ወፃኢ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓ መሰረት ብምግባር ሕቶ በሪ ባሕሪ ኣጀንዳ ገይሩ ይርከብ። ፖሊሲ ጉዳያ ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነትን ሓድነትን ኢትዮጵያ ካብ ምኽባር፣ ልምዓ ኢኮኖሚ ካብ ምቅልጣፍን ዴሞክራሲያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ዝውለዱ ህፃናት ዝከናኸኑ ትካላት ምስፋሕ ይግባእ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ዝውለዱ ህፃናት ዝከናኸኑ ትካላት ምስፋሕ ይግባእ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውን ሲንድረም “ብሕትነት ብሓባር ንዋጋእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ን6ይ ግዘ ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውግእ ብርሑቑ ዘትርፍን ኣብ ሓፂር እዋን ተዋጊኡ ረብሓ ሃገሩ ዘኽብርን ሰራዊት ተሃኒፁ – ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀላእታ እናምበርከኸት ብኽብሪ ዝነበረት ኢትዮጵያ ሎሚ እውን ብደቃ ተኸቢራ ክትነብር ኢያ ኢሎም ኣዛዚ እዚ ወፍሪታት ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ፡፡ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ ኣብ ቀጠና ወፍሪ ተዘዋዊሮም ምስቲ ሰራዊት ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ ኣብ ሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተረባሕነት ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተረባሕነት ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ኣዲዮ ዘህነፆ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሶላር ሚኒግሪድ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፡፡ እቲ ፕሮጀክት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ከተማ ኣሲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ በዓል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ፣ ዓበይቲ ዓዲን ዕድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ውድድር ባህሊን ስፖርትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃረር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 23 ውድድር ባህሊ ስፖርት ኢትዮጵያን መበል 19 ፌስቲቫል ባህሊ ስፖርትን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃረር ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ ውድድርን ፌስቲቫል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ስዒራ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን 3 ን 0 ስዒራ። ኣብ ሞሮኮ ስታዲየም ኤል ኣብዲ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ዋልያታት ዝተዓወቱለን ሸቶታት ኣቤል ያለው (2)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ይግበሩ ፎረም 2026 ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንክልተ መዓልቲታት እናተኸየደ ዝቐነየ 4ይ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ይግበሩ ፎረም 2026 ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብቲ ፎረም ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዘካተቱ ብሓፈሻ 13 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዝግገመቱ ውዕላት ኢንቨስትመንት ተፈሪሞም። ኣብ መዛዘሚ…