Fana: At a Speed of Life!

ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ንምዕዋት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ምቅልጣፍ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ንምዕዋት ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ኢለን ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት፡፡ እተን ዋና ዳይሬክተር ከምዝበለኦ÷ ዲጂታል ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብሄራዊ ረብሓ ብምቕዳም ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምብሳር ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ፌደራል ብሓባር ንምስራሕ…

ኣብ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኩሉ ብሓባር ጠጠው ክብል ይግባእ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኩሉ ብሓባር ጠጠው ክብል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየሶ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝቐረበሎም…

ኣርሰናል ምስ ኣስቶን ቪላ … ሃንቀውታ ዝግበረሉ ፀወታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ኣስቶንቪላ ኣብ ኩሎም ዝሓለፉ 11 ፀወታታት ክትዕወት ምኽኣላ ስዒቡ ንመሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ከባድ ተጋጣሚት ከምትኸውን ትፅቢት ይግበር፡፡ ክልቲአን…

ወፃኢ ንግዲ ምዕባይ፣ ተካእቲ ፍርያታትን መፍረያይነት ምውሳኽን ቀንዲ ትኹት መንግስቲ ኮይም ክቕሉ ኢዮም – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ንዝተረኸቡ ዓወታት ዘላቕነት ንኽህልዎም ወፃኢ ንግዲ ምዕባይ፣ ተካእቲ ፍርያታትን መፍረያይነት ምውሳኽን ቀንዲ ትኹት መንግስቲ ኮይም ክቕሉ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ‘ካብ ኢኮኖሚ ስብራት ናብ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብታ ከተማ ዝተሃነፁ 32 ፕሮጀክታ ትካላት ፖሊስ መሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀቶም ዝተዛዘሙ 32 ሓደሽቲ ትካላት ፖሊስን መከላኸሊ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን መሪቐን ኣጀሚረን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ከምዝበለኦ÷ ሎሚ ኣብ ታሪኽ ፖሊስ ኣዲስ…

ተበፃሕነት ክትባት ብዝበለፀ ንምጥንኻር …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳይ ተበፃነት ኣገልግሎት ክታበት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኩሉ ናይ ናዕሉ ግደ ክዋጣእ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ኣገልግሎት ክታበት ኣይተ መልካሙ ኣያሌው ከምዝበሉዎ÷ ክታበት ሕማም ናይ ምክልኻልን ምፅዋርን ዓቕሚ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ኣብ ምድብ ሓደ ኣሰናዳኢት ሃገር ሞሮኮ ምስ ከዛምቢያ ከምኡ እውን ኮሞሮስ ምስ ማሊ ምሸት ሰዓት 4 ፀወታአን ክገብራ…

ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ምድብ-4 ዝርከባ ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ካልኣይ ፀወታ ምድብ፤ ሳዲዮ ማኔ ንሴኔጋል ከምኡ እውን ሴድሪክ…

ኣርሰናል ንብራይተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማርቲን ኦዴጋርድን ሩተር (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶን) ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንብራይተን ካብ…