ሃፍቲታት ቱሪዝምና ብምልማዕ ጉዕዞ ዕቤትና ጋህዲ ክንገብር ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ቱሪዝምና ብምልማዕ ጉዕዞ ዕቤትና ጋህዲ ክንገብር ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መግስቲ ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መግስቲ “ሓዱሽ ሓሳብ ንቱሪዝም” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ዝርከብ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣመልኪቱ መግለፂ…