ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕናን ኢጋድን ኣብ ዘፈር ጥዕና ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima May 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ስራሕቲ መመሓየሺ ግንዛበ ጥዕና ሕብረተሰብን ምርምርን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሚኒቴር ጥዕናን ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ዓቕመ ደካማታትን ንመውዐሊ ዒድ ኣልፈጥር ህያብ ተርኪቱ Gebremariam Weldegerima May 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ዓቕመ ደካማታትን ንመውዐሊ ዒድ ኣልፈጥር ህያብ ተርኪቱ። ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብምኽንያት ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ጣቢያታት ኣሳኢታን ዱብቲን ንዝርከቡ ወገናት ልዕሊ 2…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሶላት ዒድ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ንተሸከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima May 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕ 443 በዓል ኢድ ኣልፈጥር ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ምድላው ዛዚሙ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። በቢዓመቱ ንዝኽበር በዓል ዒድ ዓልፈጥር እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ዘገናዘበ ትልሚ ብምውጻእን ካልኦት…
ስፓርት ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima May 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ኩባንያ 'adizero' ብዝብል ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፥ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ 14 ደቂቃ 37 ሰከንድ 2 ማይክሮ ሰከንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንመበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነዚ ዓመት ተኸላ ፈልሲ #ሓምለዋይኣሰር ዝራእቲ ኣርቃይ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፈልሲታት ይሰናድኡ ኣለዉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነዚ ዓመት ተኸላ ፈልሲ #ሓምለዋይኣሰር ዝራእቲ ኣርቃይ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፈልሲታት እናተሰናድኡ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ከም ኩለመዳይ ድሌት ተኽሊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ሃገር ዘጋጠሙና ፀገማት ንምስጋር ሙስሊሙን ክርስቲያኑን ንዘበናት ብሓድነት ምንባሮም ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ኣበርኪቱ ኢዩ – ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር… Gebremariam Weldegerima May 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንሕና አትዮጵያውያን ከም ሃገር ዘጋጠሙና ፀገማት ንምስጋር ሙስሊሙን ክርስቲያኑን ንዘበናት ብሓድነት ምንባሮም ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ኣበርኪቱልና ከምዝሓለፈ ክፍለጥ ይግባእ” ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 20 ተሸከርከርቲ ናብ ክልል ትግራይ ምእታወን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምግቢ፣ ዘረኣቲ እኽሊ፣ ቀረባት ሕክምናን መሕከሚ ማይን ዝፀዓና 20 ተሸከርከርቲ መቐለ ምእታወን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እቲ ቀረብ ሕክምና ኣብ ክልል ትግራይ ቀደማይ ደረጃ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ዝህባ 13 ጣቢያታት ጥዕና ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓቢዩ መርሃ ግብሪ ናይ ጎደና ኢፍጣር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓቢዩ መርሃ ግብሪ ናይ ጎደና ኢፍጣር ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ። ኣውራ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ ስዒቡ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ኢፍጣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ይሳተፉ ኣለዉ። ፆም ረመዳን መኽንያት ብምግባር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙዋይ ኪባኪ ንኢትዮጵያ ሓቀኛ ፈታዊ ነይሮም – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ሙዋይ ኪባኪ ተረኺበን፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ሙዋይ ኪባኪ ንኢትዮጵያ ሓቀኛ ፈታዊ ከምዝነበሩ ብተግባር ዘረጋገፁ መራሒ ነይሮም ኢለን፡፡…