ንጥምር ጦር እናተገበረ ዘርከብ ሓገዝ ነቲ ሰራዊት ዓቕሚን ብርተዐን ፈጢሩ ኢዩ – ሜ/ ጄነራል ጥሩዬ ኣሰፌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከብ ጥምር ጦር እናተገበረ ዘርከብ ሓገዝ ነቲ ሰራዊት ዓቕሚን ብርተዐን ከምዝፈጠረሉ ሓላፊት ሎጂስቲክስ ግምባር ወሎ ሜጀር ጄነራል ጥሩዬ ኣሰፌ ገሊፀን።
ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ወሎ፥ ኣብ ግምባር እናተቓለሰ ንዝርከብ ጥምር ጦር…