Fana: At a Speed of Life!

መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ጋንታ ሰበታ ከተማ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12…

ብኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ትራንስፖርት በሕሪ ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ንዝተፈጠረ ፅንቶ ኣማራፂታት እናተኣለሹ ከምዝኾኑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ትራንስፖርት ባሕሪ ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኢትዮጵያ ንዝተፈጠረ ፅንቶ ኣማራፂታት እናተኣለሹ ከምዝኾኑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኲናት ካብ ዝጅመር ሓደ ወርሒ ዝሓለፎ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስያመ ብሄረሰቡ “ቤኒሻንጉል” ንኽኸውን ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ቅድሚ ሕዚ በርታ ተባሂሉ እናተፀወዐ ዝነበረ መፀውዒ ሽም ብሄረሰብ “ቤኒሻንጉል” ተባሂሉ ንኽስየም ዝቐረበሉ መፀውዒ ሽም ብሄረሰብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ።…

ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ። እታ ሃገር፥ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢያ ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ ዘላ፡፡ እቲ…

ምዕራባውያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ሚዛናዊነት ይጎድሎም ኢዩ – ቻይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምዕራባውያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ዘዘለዎም ሚዛናዊነት ዝጎደሎ ኣረኣእያ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ገሊፃ። ቤጂንግ ምዕራባውያን ኣብ ኢራቅ፣ ኣፍጋኒስታንን ሶሪያን ኣብ ዝነበረ ኲናትን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተኻየደ…

ዳያስፖራ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝፍኖ ናይ ውሽጢ ይኹን ወፃኢ ፅዕንቶ ብሓድነት ንኽምክት ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዳያስፖራ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝፍኖ ናይ ውሽጢ ይኹን ወፃኢ ፅዕንቶ ብሓድነት ንኽምክት ሓቲቶም። ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ኣምባሳደር ፍጹም ኣረጋን ኣብ መላእ…

ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ቱርኪ ኣብ ኣንካራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፌዴሬኢ ኣብ ቱርኪ ምስ ኮንፈዴሬሽን ወነንቲ ኢንዱስትሪ ብምትሕብባር ዘሰናደኦ ዕድል ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ፎረም ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ዝተዋፈሩ…

ኣብ መላእ ሃገር ብዝተኻየዱ ልዝባት ህዝቢ ዘልዐሎም ሕቶታት ዝምልሱ ትልሚታት ተዳሊዮም ንኽትግበሩ ፓርቲ ብልፅግና ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ብዝተኻየዱ ልዝባት ህዝቢ ዘልዐሎም ሕቶታት ዝምልሱ ትልሚታት ተዳሊዮም ንኽትግበሩ ፓርቲ ብልፅግና ኣንፈት ከምዘቐመጠ ኣብ ማሕበራዊ ገፁ ኣፍሊጡ። ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀረባ እዋን ዘካየዶ ቀዳማይ ጉባኤኡ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን…

ኣብ ህልውና ህዝቢ ዝበፅሕ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ብሓባር ክንምክት ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህልውና ህዝቢ ዝበፅሕ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ብሓባር ክንምክት ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ፅዕንቶ ንምሕዳር ዝተዳለዉ ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቑ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት እናተቐበሉ ኣብ ልዕሊ ዝሸጡ ሹቓት ንግዲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቑ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን መኪናን እናተቐበሉ ኣብ ልዕሊ ዝሸጡ ሹቓት ንግዲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኮሚሽኑ ለኢዜአ በላከው መግለጫ እንዳስታወቀው፥ በመዲናዋ ልደታና ንፋስ…