መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊነት እንትበሃል ጎንፂ ጠጠው ንምባል ዘመሓላለፎ ውሳነ ትኽክለኛ ስጉምቲ ኢዩ -ቱርኪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊነት እንትበሃል ጎንፂ ጠጠው ንምባል ዘመሓላለፎ ውሳነ ነቲ ጎንፂ መፍትሒ ንምትእልላሽ ትኽክለኛ ስጉምቲ ኢዩ ክትብል ቱርኪ ገሊፃ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝገለፆ፥ መንግስቲ…